Wednesday, February 19, 2020

ንምስረታ ሪፑብሊክ ትግራይ ማእቶት (ቅያዕ) (በአማርኛ እና በትግርኛ) ጌታቸው ረዳ (ኢትይ ሰማይ)


ንምስረታ ሪፑብሊክ ትግራይ ማእቶት
(ቅያዕ)
(በአማርኛ እና በትግርኛ)
ጌታቸው ረዳ (ኢትይ ሰማይ)

“ንምስረታ ሪፑብሊክ ትግራይ ዝረድእ መቃላጠፊ ማእቶት ኣብ ቀረባን ኣብ ርሑቕን ግምት ዘእተወ ምጣነ ሃብታዊ መጽናዕቲ ተባሂሉ ዝግመት ኣብ ውሽጢ ትግራይ ንዝኸፍቱ ሓደሽቲ ቤት መብልዕ ንቻይናውያን ተባሂሎም ንማሕረድቲ ዝተዳለው መቕተሊኦም ዘገልግል ሸጓጉጥ ዝተዓጥቁ ብህወሓት ዝውነኑ ኣኽልብቲ ህወሓት።”

እወ፡ ወያነ ብ80 ሚሊዮን ብር ዝውድእ “የአህያ ቄራ” ዝባሃል “መሕረዲ ኣእዱግ” (ሉኳንዳ) መስሪቱ “ሥጋ አድጊ” ንቻይናውያን ምሻጥ ዘየሕፈሮ’ዶ፤ ነኽላብ ንድሕሪት ክብል። ወይ’ት ጉዱ!
    
አማርኛ ትርጉም
በቅርቡ ለትግራይ ሪፑብሊክ ምስረታ ገቢ ማሰባሰቢያ የሚውሉ ለወደፊቱ ትግራይ ውስጥ በቻይናውያን ለሚከፈቱ ምግብ ቤቶች የሚያገለግሉ ለእርድ የተዘጋጁ የህወሓት ውሾች!