Tuesday, March 11, 2008

New Editors Post

(PLEASE READ WITH GEEZ UNICODE) ሰማይ ሰላም አሰናዳእቲ መጽሄት ደሃይ ትግራይ /መቐለ ካብ ጌታቸዉ ረዳ (ሳን ሆዘ -ካሊፎርንያ) (አሜሪካ) ኣብ ዓንዲ ደሃይኩም “ሓሜት መፍትሕ ጸገም ኣይኾንን” ኣብ ዝበል” ቦኽሪ ማዕዳኹም “ሚዛናዊ ዝኾነ ፐረስ ኣጣይሽካ ምሰራሕ እሞ-ድማ ኣብ ትገራይ ዘይሕሰብ’ዩ፤ እንተ ዝተርፈኩም ይሓይሽ አይትድከሙ። ብምባል ዝማዓዱኹም ማዓድቲ፤ እንትትምልሹሎም <ተስፋ ዘቑርጽ…> በምባል ሸብሊልኩሞ። አንተ ዝተርፈኩም ይሓይሽ ኣይትድከሙ ምባሎም ጻማኹም ንምንሻዉ ዘይኮነስ ጩቡጥን ሚዛናዊን መረዳእታ ዘለዎም ማሕበራዊ፣ ባህላዊ፤ ፈትሓዊ፤ ፖለትካዊን ዝኾኑ ሀዘባዊ ማህደራት ዝሓዙ በሰላ ጥርዓን/በደላት ዋላ ንከተቐርቡ እንተትፈትዉ’ዉን፤ ክምቲ ንስኹም ኣብ ዓንዲኹም ዝጸሓፈኩሞ <ሀንጸት ዲሞከራሲ ዘታባብዕን ዘዕንትርን> ዘይኮነስ <ንናይ ዜጋታት ጥርዓን ዝድዕሙኽ፤ ዝኽዉል፤ ዝነጽግን ዝእግድን ሙኻኑ እቲ እትዛረቡሉ ዘለኹም <ሚዛናዊ ጭብጢ> ህዝቢ ከሰምዖን ክማያየጠሉን ሕለናዊ ፈርዲ ንከሀበሉ ኣይደልን/ ኣይፍቀደልኩምን እዩ፤ እቲ ናይቶም ሰባት ማዕዳ በግላጩ እንትትርጎም። እዚ ድማ ዘይካሓድ ጉሁዶ’ ዩ። ከም’ቲ ንሰኻትኩም ኣብ ዓንዲኹም ንሓገዝ ልሳናትኩም ዘቐረብኩሙልና ናይ መለስ ዜናዊ ምስላ <በለካ ለኸኣካ ዘይኮነሰ ጩቡጥን ሚዛናዊን መረዳእታ ዘለዎም ጉዳያት ከቐርቡ አሎዎዎ…” ኢሉ መለስ ብምባል ነመናእሰያት ማዕዳታቱ ዓማሓሊፉ ትብሉዎ ምስላ እምነትኩም፤ ሐሩምተይ/ሥጋ’ቦይ ኢለ ጭብጢ ዘለዎም ማሕበራዊን፣ ፖለቲካዊን፣ ፍትሓዊን ጥርዓናት ብጉቡእ ክተቕርቡ እንተደለኹም’ዉን ፤ ኢቲ ዘለኹሞ እትንእድዎ ሥርዓት ዉሸጣዊ ጋእታ ክመዘለኩም ይኣምን። እያኣይ ኣይፋልካን ተጋጊኻ እንተዳኣ ትበሉኒ ኮይንኩም. ሃየ-እምባኣር ጭብጢ ዘለዋ ሓንቲ መልሲ ዘይረኸበት እላሽ/ጥያቐ ንህዝቢን ኣብ ላዕላይ መጋባኢያ ንዝርክቡ ንሰብ መዘና ክትቀርብ ዘለዋ ቅድሚ ሕዚ ንድምጺ ወያነ ትግራይ ቀሪባ ኣይተ መለስ ዜናዊ ንኸምልሻ ኢለ ዝላኣኽኩዋ ሕድሪ ጥርዓን ተዋሒጣ ዝቐረየት እያሞ ሃየ-ኸሳይ በዛ ሕቶ’ዚያ ክንምስሰኩም። ኣብ ገድሊ ብመስዋእቲ ዝሓለፉ በእንተ ፍትሒን እለሻ ፍትሕን ክድመጽ/ክስማዕ ኢሎም እዮም ተሰዊኦም። ሰዉኣት ድማ ፍትሓዊ ሕልና ከምዘሎዎም ይኣምን። ሙታን /ሰዉኣት ደለይቲ ፍትሒ ብሙኻኖም። እቶም ኣብ ገደሊ ዝነበሩን ብህይወት ዝርከቡ <ኣያታትና> ትብሉዎም መራሕቲ ዉድብ ወያነ፤ ሰበ-ስልጣናት ግን፤- ከማኻትኩም ትማሊ አጋግዘ ዝተወለድና ዘይኮንናስ ምብዛሕትና ከምቶም ኣያታትኩም ዳርጋ ማዕረ ዕደመ ዝጎሰምና ስለዝኾንናን፤ገለ ጎዲፍ ናይቲ ገድሊ ስለንፈለጦን፤ ጭብጢ ዘለዎ ህዝባዊ መስቆርቁሮ/ በደል ክሲን አቤቱታን ግና ከሰምዑዎ ዛይደልዩ እዮም። ከመይ? ከመይ-ዝብል ለባም እንድዩ ዝባሃል፤ ኣብ ገድሊ በሪኽ ቦታ መሪሕነት ኮነ ኣብ ታሕተዋይ ብርኪ ኮይኖም አብ ክፍሊ ሓለዋ ወያነ/ 06/ ክፍሊ ጸጥታን ስራሕቲ ምርመራን ዝነበሩ ተጋደልቲን፤ ነበር ተጋደልቲን፤ ስብኣዊ ግህሰት ዝፈጸሙ፤ አለዉ። እወ’ ኣለዉ ዝብል መርገጽ እነተዳኣ ሃልዩና፤ ፍትሒ ምእላሸ ኣየንዉርን። ንኣረጋዉያን፤ ዓበይቲ ወለዲ/ ዝሸምገሉ ብህይወቶም እንተለዉ ‘ብሃልሃልታ/ነበለባል -ሓዊ” ብተጋደልቲ ወያነ ከም ሽዊት “ህንከቶ-ምሸላ” ተለበሊቦም፤ ገሊኦም’ዉን ብዱዉሎም /ብህይውቶም እንተለዉ ፤ንቁመት- “ዕጽፊ ማዕረ ቁመቶም” ፤ንጎኒ ድማ “መንቀራቑሮ ጸባብ-ጉድጛድ” መቓበሮም ክኹዑቱ ዘተገደዱ፤ ምስ ኳዓቱዎ ናብኡ ብህይወቶም ክኣተዉ ተገይሩ ብመጥለቐ/-መገለል ቁርማም እንጀራ እንዳተደርበየትሎም ኣብታ ጉድጛድ ብሓሰኻን ብዱዱቓን ዓዕጽምቶም ኖኺሉ ከም ንቑጽ ዱንኩል ፈርከሽ-ከሽ ኢሉ ብሾዃኺ ኣሞራ ስጋኦም እንዳተመንጨተ፤ የዒንቶም ተተኹቲኹ ኖቒሩም ዳር-ትርኢት ኣብ ልዕሊኦም ግፍዒ ተፈጺሙዎም ዘሞቱ ተጋሩ ወለዲናን ኣሓትናን፣ ኣኮታትናን ጎረባብትናን -2- መሓዙትናን መታዓቢቲናን በግፍዒ ብዘይገበኖም እንበለ-ፍርዲ ሂይወቶም ብስቅያት መርመራ ዝሓለፈት ፣ ካብቲ ሲኦል መርመራ ዘተረፉ ንታሪኽ፤ ንጋዝየጣ ጻሓፈቲን ዘገበቲን ንኽዕልሉዎ ከም ዕድል ዝተረፉ “ኣብየት፤ኣብየት- ዝብሉሉ ሀዘባዊ መጋባኣያ ተኽልኪሎም ፍትሒ ኣብ ምእላሽ ዝርከቡ ስድራ ቤታት ኣሻሓት ተጋሩ ወለዲን ኣሕዋትን ስለዘለዉ፤ <በለካ ለኽዓካ> ዘይኮነስ ሚዛን ዝሓዘ፤ ፍትሒ ክዋሃቦ ዝግባእ፤ ነዚኦም ፍትሒ ንክረኽቡ ዉ’ን፤ ከምታ ንደርጋዉያን ፉሉይ ቤት ፍርዲ ተመሰሪቱዎም ገበኖም ክጽጸ ዝተገብረ፤ ኣብ ትሕቲ ጽላል ዉድብ ወያነ ኰይኖም ገበን ዝፈጸሙ መሰል ተጋሩ ዘጋሃሱ ተጋደለቲ ወያነ፤ ፍርዲ ክጋልሆምን ክፍትሾምን ፤ዳሃአይ መፅሄት ንሀዝቢን ንሰበ ሰለጣናትን ሉኡኽቶኹም ክተበጽሑ ቃልኩም ካይታዓጽፉ ሕድረኹም ከይትርስዑ፤ እንዳበልኩ እታ ኣላ’ትብሉዋ ዘለኹም “ናጽነት- ፕረስ” ክንኣምንነልኩም ምእንታን፤ እስኪ በዚኣ ክንላለየኩም-ተላለዩና። እዚን ወዲዚን ዘስቆርቁረና ዘሎ ናይ ጉዱኣት ሰባት ጉዳያት በለካ ለኽዓካ ዛይኮነስ ካበቶም <ፍትሒ ኣበይ’ለኺ> ዝብሉ “በሰላ-በደል” ዘጥሬዩ ተጋሩ ካብ ኣንደበቶም ጩቡጥ ዝኾነ ገለ ካበቶም ኣያታትኩም ኣብልዕሊ ተጋሩ ዘዉረዱዎ ፍትሒ ዘይረኸበ “በሰላ” ግፍዒ ንህዝቢ ክነስምዕ’ዉን ቁሩባት ኢና። ተሓባበሩና ክንምሰክረልኩም። ሰላም ቀንዩ። ንመጽሄትኩም አሳልጦ ሩሑስ ንምነየልኩም ። “ሰማይ” ብዝብል ሽም ሓዲሽ ንክምስረት አብ ምሽብሻብ ዝርከብ -መጽሄት ሰማይ /ዌብ/ብሎግ። ጌታቸዉ ረዳ ሳንሆዘ-ካሊፎርኒያ- ኣሜሪካ/--/

Letter to Dihay Editor

-1- ሰማይ ሰላም አሰናዳእቲ መጽሄት ደሃይ ትግራይ /መቐለ ካብ ጌታቸዉ ረዳ (ሳን ሆዘ -ካሊፎርንያ) (አሜሪካ) ኣብ ዓንዲ ደሃይኩም “ሓሜት መፍትሕ ጸገም ኣይኾንን” ኣብ ዝበል” ቦኽሪ ማዕዳኹም “ሚዛናዊ ዝኾነ ፐረስ ኣጣይሽካ ምሰራሕ እሞ-ድማ ኣብ ትገራይ ዘይሕሰብ’ዩ፤ እንተ ዝተርፈኩም ይሓይሽ አይትድከሙ። ብምባል ዝማዓዱኹም ማዓድቲ፤ እንትትምልሹሎም <ተስፋ ዘቑርጽ…> በምባል ሸብሊልኩሞ። አንተ ዝተርፈኩም ይሓይሽ ኣይትድከሙ ምባሎም ጻማኹም ንምንሻዉ ዘይኮነስ ጩቡጥን ሚዛናዊን መረዳእታ ዘለዎም ማሕበራዊ፣ ባህላዊ፤ ፈትሓዊ፤ ፖለትካዊን ዝኾኑ ሀዘባዊ ማህደራት ዝሓዙ በሰላ ጥርዓን/በደላት ዋላ ንከተቐርቡ እንተትፈትዉ’ዉን፤ ክምቲ ንስኹም ኣብ ዓንዲኹም ዝጸሓፈኩሞ <ሀንጸት ዲሞከራሲ ዘታባብዕን ዘዕንትርን> ዘይኮነስ <ንናይ ዜጋታት ጥርዓን ዝድዕሙኽ፤ ዝኽዉል፤ ዝነጽግን ዝእግድን ሙኻኑ እቲ እትዛረቡሉ ዘለኹም <ሚዛናዊ ጭብጢ> ህዝቢ ከሰምዖን ክማያየጠሉን ሕለናዊ ፈርዲ ንከሀበሉ ኣይደልን/ ኣይፍቀደልኩምን እዩ፤ እቲ ናይቶም ሰባት ማዕዳ በግላጩ እንትትርጎም። እዚ ድማ ዘይካሓድ ጉሁዶ’ ዩ። ከም’ቲ ንሰኻትኩም ኣብ ዓንዲኹም ንሓገዝ ልሳናትኩም ዘቐረብኩሙልና ናይ መለስ ዜናዊ ምስላ <በለካ ለኸኣካ ዘይኮነሰ ጩቡጥን ሚዛናዊን መረዳእታ ዘለዎም ጉዳያት ከቐርቡ አሎዎዎ…” ኢሉ መለስ ብምባል ነመናእሰያት ማዕዳታቱ ዓማሓሊፉ ትብሉዎ ምስላ እምነትኩም፤ ሐሩምተይ/ሥጋ’ቦይ ኢለ ጭብጢ ዘለዎም ማሕበራዊን፣ ፖለቲካዊን፣ ፍትሓዊን ጥርዓናት ብጉቡእ ክተቕርቡ እንተደለኹም’ዉን ፤ ኢቲ ዘለኹሞ እትንእድዎ ሥርዓት ዉሸጣዊ ጋእታ ክመዘለኩም ይኣምን። እያኣይ ኣይፋልካን ተጋጊኻ እንተዳኣ ትበሉኒ ኮይንኩም. ሃየ-እምባኣር ጭብጢ ዘለዋ ሓንቲ መልሲ ዘይረኸበት እላሽ/ጥያቐ ንህዝቢን ኣብ ላዕላይ መጋባኢያ ንዝርክቡ ንሰብ መዘና ክትቀርብ ዘለዋ ቅድሚ ሕዚ ንድምጺ ወያነ ትግራይ ቀሪባ ኣይተ መለስ ዜናዊ ንኸምልሻ ኢለ ዝላኣኽኩዋ ሕድሪ ጥርዓን ተዋሒጣ ዝቐረየት እያሞ ሃየ-ኸሳይ በዛ ሕቶ’ዚያ ክንምስሰኩም። ኣብ ገድሊ ብመስዋእቲ ዝሓለፉ በእንተ ፍትሒን እለሻ ፍትሕን ክድመጽ/ክስማዕ ኢሎም እዮም ተሰዊኦም። ሰዉኣት ድማ ፍትሓዊ ሕልና ከምዘሎዎም ይኣምን። ሙታን /ሰዉኣት ደለይቲ ፍትሒ ብሙኻኖም። እቶም ኣብ ገደሊ ዝነበሩን ብህይወት ዝርከቡ <ኣያታትና> ትብሉዎም መራሕቲ ዉድብ ወያነ፤ ሰበ-ስልጣናት ግን፤- ከማኻትኩም ትማሊ አጋግዘ ዝተወለድና ዘይኮንናስ ምብዛሕትና ከምቶም ኣያታትኩም ዳርጋ ማዕረ ዕደመ ዝጎሰምና ስለዝኾንናን፤ገለ ጎዲፍ ናይቲ ገድሊ ስለንፈለጦን፤ ጭብጢ ዘለዎ ህዝባዊ መስቆርቁሮ/ በደል ክሲን አቤቱታን ግና ከሰምዑዎ ዛይደልዩ እዮም። ከመይ? ከመይ-ዝብል ለባም እንድዩ ዝባሃል፤ ኣብ ገድሊ በሪኽ ቦታ መሪሕነት ኮነ ኣብ ታሕተዋይ ብርኪ ኮይኖም አብ ክፍሊ ሓለዋ ወያነ/ 06/ ክፍሊ ጸጥታን ስራሕቲ ምርመራን ዝነበሩ ተጋደልቲን፤ ነበር ተጋደልቲን፤ ስብኣዊ ግህሰት ዝፈጸሙ፤ አለዉ። እወ’ ኣለዉ ዝብል መርገጽ እነተዳኣ ሃልዩና፤ ፍትሒ ምእላሸ ኣየንዉርን። ንኣረጋዉያን፤ ዓበይቲ ወለዲ/ ዝሸምገሉ ብህይወቶም እንተለዉ ‘ብሃልሃልታ/ነበለባል -ሓዊ” ብተጋደልቲ ወያነ ከም ሽዊት “ህንከቶ-ምሸላ” ተለበሊቦም፤ ገሊኦም’ዉን ብዱዉሎም /ብህይውቶም እንተለዉ ፤ንቁመት- “ዕጽፊ ማዕረ ቁመቶም” ፤ንጎኒ ድማ “መንቀራቑሮ ጸባብ-ጉድጛድ” መቓበሮም ክኹዑቱ ዘተገደዱ፤ ምስ ኳዓቱዎ ናብኡ ብህይወቶም ክኣተዉ ተገይሩ ብመጥለቐ/-መገለል ቁርማም እንጀራ እንዳተደርበየትሎም ኣብታ ጉድጛድ ብሓሰኻን ብዱዱቓን ዓዕጽምቶም ኖኺሉ ከም ንቑጽ ዱንኩል ፈርከሽ-ከሽ ኢሉ ብሾዃኺ ኣሞራ ስጋኦም እንዳተመንጨተ፤ የዒንቶም ተተኹቲኹ ኖቒሩም ዳር-ትርኢት ኣብ ልዕሊኦም ግፍዒ ተፈጺሙዎም ዘሞቱ ተጋሩ ወለዲናን ኣሓትናን፣ ኣኮታትናን ጎረባብትናን -2- መሓዙትናን መታዓቢቲናን በግፍዒ ብዘይገበኖም እንበለ-ፍርዲ ሂይወቶም ብስቅያት መርመራ ዝሓለፈት ፣ ካብቲ ሲኦል መርመራ ዘተረፉ ንታሪኽ፤ ንጋዝየጣ ጻሓፈቲን ዘገበቲን ንኽዕልሉዎ ከም ዕድል ዝተረፉ “ኣብየት፤ኣብየት- ዝብሉሉ ሀዘባዊ መጋባኣያ ተኽልኪሎም ፍትሒ ኣብ ምእላሽ ዝርከቡ ስድራ ቤታት ኣሻሓት ተጋሩ ወለዲን ኣሕዋትን ስለዘለዉ፤ <በለካ ለኽዓካ> ዘይኮነስ ሚዛን ዝሓዘ፤ ፍትሒ ክዋሃቦ ዝግባእ፤ ነዚኦም ፍትሒ ንክረኽቡ ዉ’ን፤ ከምታ ንደርጋዉያን ፉሉይ ቤት ፍርዲ ተመሰሪቱዎም ገበኖም ክጽጸ ዝተገብረ፤ ኣብ ትሕቲ ጽላል ዉድብ ወያነ ኰይኖም ገበን ዝፈጸሙ መሰል ተጋሩ ዘጋሃሱ ተጋደለቲ ወያነ፤ ፍርዲ ክጋልሆምን ክፍትሾምን ፤ዳሃአይ መፅሄት ንሀዝቢን ንሰበ ሰለጣናትን ሉኡኽቶኹም ክተበጽሑ ቃልኩም ካይታዓጽፉ ሕድረኹም ከይትርስዑ፤ እንዳበልኩ እታ ኣላ’ትብሉዋ ዘለኹም “ናጽነት- ፕረስ” ክንኣምንነልኩም ምእንታን፤ እስኪ በዚኣ ክንላለየኩም-ተላለዩና። እዚን ወዲዚን ዘስቆርቁረና ዘሎ ናይ ጉዱኣት ሰባት ጉዳያት በለካ ለኽዓካ ዛይኮነስ ካበቶም <ፍትሒ ኣበይ’ለኺ> ዝብሉ “በሰላ-በደል” ዘጥሬዩ ተጋሩ ካብ ኣንደበቶም ጩቡጥ ዝኾነ ገለ ካበቶም ኣያታትኩም ኣብልዕሊ ተጋሩ ዘዉረዱዎ ፍትሒ ዘይረኸበ “በሰላ” ግፍዒ ንህዝቢ ክነስምዕ’ዉን ቁሩባት ኢና። ተሓባበሩና ክንምሰክረልኩም። ሰላም ቀንዩ። ንመጽሄትኩም አሳልጦ ሩሑስ ንምነየልኩም ። “ሰማይ” ብዝብል ሽም ሓዲሽ ንክምስረት አብ ምሽብሻብ ዝርከብ -መጽሄት ሰማይ /ዌብ/ብሎግ። ጌታቸዉ ረዳ ሳንሆዘ-ካሊፎርኒያ- ኣሜሪካ/--/