Wednesday, March 19, 2008

The End Of The Lax Frog!

The End of the Lax Frog!
ፍጻመ ጭንቁራዕን
ኣማጻጻኣ ጋሻ-ዉሕጅን!

ኣቦይ ዝጎይ እንትመጹ ምልክት እንተይ ኣርኣዩ ኣይመጹን። መጀመርታ መርየት “ዝሕልሕል” ትበል፡ “ቑሪ-ቑሪ” የብላ።ዝተፋረኽ ጡጥ ዝመስል ሕዛል ደበና ኣብ ሰማይ ይሰልል።

እቲ ቡሩራዊ ደበና ተባዚሑ በዚ መጸ ዘይተብሃለ ጸሊም ደበና ብገሃነማዊ “ጉንጉን ጠቐር” ተዓብሊሉ “ንሰማይ” ይጋርዶ። ምስካም ዝኸበዶ “ቃስታ-ኣቦይዝጎይ” ጠብጠብ እንዳበለ ሸረብ-ረብ ምስበለ፤ ብሃንደበት ናብ “ኑህ” ማይ ይቕየር።

እምኒ ምስ ሠራዉር ኣእዋም ምስ ጋዕ-ገልጠሞም እነዳተጋራጨዉ፤ብልሓቱ ብዘይፍለጥ “ጫወጫዉ-ቋነቋ” ስደደኒ! ኣይሰድድን! “ከጣንየካ!” ኣይተጣንየንን!“ ከም ደርሆ-ማይ “ቅልቅል-ጥምቡሉቕ” እንዳተደርፀጹ ብዓፍራ “ጋሻ ዉሕጅ” አንዳተደፍኡ ናብ ዘይፈልጡዎ ጎላጉል “ዓለም-፤-በቃይ” ይትፍኡ!

በቲ ጊዜ’ቲ ድልድላት ደርዒሙ መካበብያ ጥሒሱ ብታኣምራዊ ፍሰት ዘዕብለቕልቕ ጋሻ-ዉሕጅ እንትፍጠር ኩሉ ነነብስ ወከፍ ሰብ ንባዕሉ ከድሕን ተዘይኮይኑ ኒካልእ ከድሕን ዝጓየ ኣይህልዉን።

“መሳፍንቲ” ወያነ’ዉን ብዑጡቓት ሠራዊት ተኸቢቦም ሃንቀላ ከይትዘሮም እነዳተሓለዉ <እስኪ-ክንርእየክን-ኢና- ኣበይ ከምትበጽሓ !> እነዳበሉ ዝፍክሩዎ ዑቡይ ብርጣጠ ካብዝጎስዑ ነዊሕ ዘበን ኮየኑዎም ኣሎ።መራሒኦም መለስ ዜናዊ’ዉን “መጣፍእቱ” ስበሓት ነጋን’ዉን አቲ ገቢተሞ ዘለዉ ሥልጣን ተጻባኣይ እንተዳኣ ገጢሙዎ “ንምሸታ
“ኣዉቶማቲካሊ” (ብኣጋላልጻ ስበሃት ነጋ) ህዘቢ ዓፋርን ትግራይን ካብ ኢትዮጵያ ከምዝፍንጨላ ካልኦት’ዉን ከምዝስዕባ መፋራርሒ መርድእ እንቲ እዉጁልና’ዉን ብትዕቢት እዩ። ህዘቢ ትግራይ ከም ደቂ ጤሎም ቆጺረሞ
ባህ እንትብሎም “”ከርግግዎ”፤ ባህ ተዘይበሎም “ክብንጭሩዎ” / ፋሕ ከቡሉዎ መለኮታዊ ሥልጣን ኣለና ይብሉና ኣለዉ ።እንተይ ሓነኹ! ወይቱጉዱ!

ከምቲ ኩላትና እንዝክሮ፤ ወያናይ ህዘቢ (ናዕቢ ህዘቢ) እንትንድር “ኣበይ ክትበጽሓ ኢኽን!” ዝብሉ ዝነበሩ ፈከርቲ ዑጡቓት ኢኒ መንግሰሥቱ ዕጫ ግደቶም መስተመዘዘት፤ ሃንደበተኛ ጋሻ ዉሕጅ እንትቕልቀል ካበይ ነፊሮም ናበይ ከምዝዓለቡ ‘ዝራኣናዮ ምፀተ -ኣለም ‘ዩ። ኣብ ግዘ/ጊዜ ምስንባዳት ንመፋርኸቲ ምስጢሮም እ
ኳስ ህይወትካ ካብ ሓደጋ ከዉል ዝብሉላ ደቓይቕ ኣይነበ ሮምን። ፋሕ-ጭንግራሕ እዩ ዝኣተዎም።

አቲ እዋናዊ ምስንባድ ንሓጻር ግዘ ዳአ ኮይና’ምበር ብ ጊዜ መረጻ 97 ኣ፤ም ዝተቐለቀለ ወዲ-ዜናዊ ዘይተጸበዮ ጋሻ-ዉሕጅ፤ “ዲ….ግ-ዲግ” ናብ ኩርናዕ “ጉያ” ናብ “ደብረዘየት” መደበር ሓይሊ ኣየር ዘርኣዮ ህድማ “ሕብእሕቢኢቶይ” ንዝክሮ ኢና።

ሎሚ’ዉን ቁርጽ ዝበለት ማዓለታ’ዳኣ ኣይንፍለጣ’ምበር “ወጣሪት ክፍእቲ ማዓለቶም” እንትትቅልቀል፤ ህዘቢ ናይ ምፅሓፍ መሰሉ፤ ናይ ምዝራብ መሰሉ፤ ናጽነቱ፤ወደባቱ ክሓትት እየ እንትብል <“ኣስኩት! ዘረባ-ግደፍ!> ዝብሎ ዘይበሉ ኢትዮጰያዊነቱ እንተይ ተሰከፈ ባንዴራይ ክለብስ’ እየ ብዝብለላ ዕለት፡ ሳዓበቶምን እቶም ንመሳፍንቲ- ወያነን ዝሕሉዉዎም ሠራዊቶም’ዉን ከምዝጠልሙዎም ኣይንጣራጠርን። ኣብ’ኒ ሚሎሶቪች፤ሂትለር ከምኡዉን ኢዲኣሚን፤ሴሶ፤ቻወቸስኪን ጃነሆይን፣መንግሥቱን…ወዘተ
ዝተርኣየ መስተንክር ታሪኽ’ዩ።ካብ ህዘቢ እነዳተኸወለ ብሓለዉቲ ዝንቃሳቐስ መላኺ ፤ኳሕ እንተይላ ከም ክንቲት እንዳተኸንተቱ ዝነብሩ በጋሚዶ መራሕቲ ንመዋእሎም ንህዝቢ <ኩብን-ስጅን> እንዳሳራጠዩ ክነብሩ ዘይካአሎም’ዩ።

እታ እንኰ ማዓለቲ ክተወግሕ’ እያ። አቲ ጋሻ-ዉሕጅ ሃንደበት ምቕልቃሉ ኣይክተርፎን። ናይ ጊዜ ጉዳይ’ዩ። ሓደ ኢትዮጵያዊ ጻህፍት ዘጸሓፉዎ ከዘነትወለኩም እሞ ክሳናበተኩም።
ምስበሉ ናይ ሮቤርት ቴዋለድ “ፍጻመ ጭንቁራዕ” ከመዚ እንትብሉ ይቅጽሉ < ጭንቁራዕ አብ ዝሰፈፈትሉ/ኮፍ ኢላ አበዘላቶ “ቁራም ዝሕዉሕዉ ዙሑል ማይ” - ቀስ ብቐስ እንዳላሃበ፤እንዳገረረ እነዳተኮሰ፤ፈኽፈኽ እነዳበለ ምጣነ ናይቲ ርሱን ማይ እንዳወሰኸ እንተመጸ እዉን ፤ ክሳብ’ታ ናይ መወዳእታ ሓደጋ “ዘየንደዳን/ ዘይኮርመያን ጊዜ ቅጭጭ ኣይብላን፤ ኣይትስከፍን/ኣይትሰግእን። እንዳገረረ፤ አቲ ማይ “ዉዒ” ጥዒሙዋ “ሠፋሕ” ኢላ፡”ተጋሕቲና፤/እነዳምባላጠ ዔት” (ኣሰይ-ክጥዕም!!!!!> እነዳበለት እንትትስሕን ግና እንተይተፈለጣ <ፈኽ - ፈኽ > ኢሉ ክጥጥቓ እዩ። በቲ ጊዜ’ቲ “ጥር ኢላ ብሰምባደ ክትወጽእ እንተደለየት እዉን መንጠሪ ማሓዉር ኣይከህልዋን!

ሕዚ ድማ ፤ ነገረ -ዓለሙ ጥዒሙዎም መራሕቲ ወያነ’ዉን ከምታ ሰፋሕፋሕ /ጠላዕላዕ ከምትብል “ማይ-ዉዑይ” ዝጠዓማ ጭንቁራዕ እዮም ተቐይሮም። ክሳብ ዝጥጠቑ’ዉን ዝጽበዩ እዮም ዝመስሉ ዘለዉ። እወ ! ፍጻመ ጭንቁራዕን ኣማጻጻኣ ጋሻ ዉሕጅን ከይዲ ቅስፈቱን ኣይፍለጥን። ኣቦ’ዝጎይ አብ መኸምበቲኡስ ታይ ኮን ከተርእየና! ወይ ጉድ!!!

The End of the Lax Frog

The End of the Lax Frog! ፍጻመ ጭንቁራዕን ኣማጻጻኣ ጋሻ-ዉሕጅን! ኣቦይ ዝጎይ እንትመጹ ምልክት እንተይ ኣርኣዩ ኣይመጹን። መጀመርታ መርየት “ዝሕልሕል” ትበል፡ “ቑሪ-ቑሪ” የብላ።ዝተፋረኽ ጡጥ ዝመስል ሕዛል ደበና ኣብ ሰማይ ይሰልል። እቲ ቡሩራዊ ደበና ተባዚሑ በዚ መጸ ዘይተብሃለ ጸሊም ደበና ብገሃነማዊ “ጉንጉን ጠቐር” ተዓብሊሉ “ንሰማይ” ይጋርዶ። ምስካም ዝኸበዶ “ቃስታ-ኣቦይዝጎይ” ጠብጠብ እንዳበለ ሸረብ-ረብ ምስበለ፤ ብሃንደበት ናብ “ኑህ” ማይ ይቕየር። እምኒ ምስ ሠራዉር ኣእዋም ምስ ጋዕ-ገልጠሞም እነዳተጋራጨዉ፤ብልሓቱ ብዘይፍለጥ “ጫወጫዉ-ቋነቋ” ስደደኒ! ኣይሰድድን! “ከጣንየካ!” ኣይተጣንየንን!“ ከም ደርሆ-ማይ “ቅልቅል-ጥምቡሉቕ” እንዳተደርፀጹ ብዓፍራ “ጋሻ ዉሕጅ” አንዳተደፍኡ ናብ ዘይፈልጡዎ ጎላጉል “ዓለም-፤-በቃይ” ይትፍኡ! በቲ ጊዜ’ቲ ድልድላት ደርዒሙ መካበብያ ጥሒሱ ብታኣምራዊ ፍሰት ዘዕብለቕልቕ ጋሻ-ዉሕጅ እንትፍጠር ኩሉ ነነብስ ወከፍ ሰብ ንባዕሉ ከድሕን ተዘይኮይኑ ኒካልእ ከድሕን ዝጓየ ኣይህልዉን። “መሳፍንቲ” ወያነ’ዉን ብዑጡቓት ሠራዊት ተኸቢቦም ሃንቀላ ከይትዘሮም እነዳተሓለዉ <እስኪ-ክንርእየክን-ኢና- ኣበይ ከምትበጽሓ !> እነዳበሉ ዝፍክሩዎ ዑቡይ ብርጣጠ ካብዝጎስዑ ነዊሕ ዘበን ኮየኑዎም ኣሎ።መራሒኦም መለስ ዜናዊ’ዉን “መጣፍእቱ” ስበሓት ነጋን’ዉን አቲ ገቢተሞ ዘለዉ ሥልጣን ተጻባኣይ እንተዳኣ ገጢሙዎ “ንምሸታ “ኣዉቶማቲካሊ” (ብኣጋላልጻ ስበሃት ነጋ) ህዘቢ ዓፋርን ትግራይን ካብ ኢትዮጵያ ከምዝፍንጨላ ካልኦት’ዉን ከምዝስዕባ መፋራርሒ መርድእ እንቲ እዉጁልና’ዉን ብትዕቢት እዩ። ህዘቢ ትግራይ ከም ደቂ ጤሎም ቆጺረሞ ባህ እንትብሎም “”ከርግግዎ”፤ ባህ ተዘይበሎም “ክብንጭሩዎ” / ፋሕ ከቡሉዎ መለኮታዊ ሥልጣን ኣለና ይብሉና ኣለዉ ።እንተይ ሓነኹ! ወይቱጉዱ! ከምቲ ኩላትና እንዝክሮ፤ ወያናይ ህዘቢ (ናዕቢ ህዘቢ) እንትንድር “ኣበይ ክትበጽሓ ኢኽን!” ዝብሉ ዝነበሩ ፈከርቲ ዑጡቓት ኢኒ መንግሰሥቱ ዕጫ ግደቶም መስተመዘዘት፤ ሃንደበተኛ ጋሻ ዉሕጅ እንትቕልቀል ካበይ ነፊሮም ናበይ ከምዝዓለቡ ‘ዝራኣናዮ ምፀተ -ኣለም ‘ዩ። ኣብ ግዘ/ጊዜ ምስንባዳት ንመፋርኸቲ ምስጢሮም እ ኳስ ህይወትካ ካብ ሓደጋ ከዉል ዝብሉላ ደቓይቕ ኣይነበ ሮምን። ፋሕ-ጭንግራሕ እዩ ዝኣተዎም። አቲ እዋናዊ ምስንባድ ንሓጻር ግዘ ዳአ ኮይና’ምበር ብ ጊዜ መረጻ 97 ኣ፤ም ዝተቐለቀለ ወዲ-ዜናዊ ዘይተጸበዮ ጋሻ-ዉሕጅ፤ “ዲ….ግ-ዲግ” ናብ ኩርናዕ “ጉያ” ናብ “ደብረዘየት” መደበር ሓይሊ ኣየር ዘርኣዮ ህድማ “ሕብእሕቢኢቶይ” ንዝክሮ ኢና። ሎሚ’ዉን ቁርጽ ዝበለት ማዓለታ’ዳኣ ኣይንፍለጣ’ምበር “ወጣሪት ክፍእቲ ማዓለቶም” እንትትቅልቀል፤ ህዘቢ ናይ ምፅሓፍ መሰሉ፤ ናይ ምዝራብ መሰሉ፤ ናጽነቱ፤ወደባቱ ክሓትት እየ እንትብል <“ኣስኩት! ዘረባ-ግደፍ!> ዝብሎ ዘይበሉ ኢትዮጰያዊነቱ እንተይ ተሰከፈ ባንዴራይ ክለብስ’ እየ ብዝብለላ ዕለት፡ ሳዓበቶምን እቶም ንመሳፍንቲ- ወያነን ዝሕሉዉዎም ሠራዊቶም’ዉን ከምዝጠልሙዎም ኣይንጣራጠርን። ኣብ’ኒ ሚሎሶቪች፤ሂትለር ከምኡዉን ኢዲኣሚን፤ሴሶ፤ቻወቸስኪን ጃነሆይን፣መንግሥቱን…ወዘተ ዝተርኣየ መስተንክር ታሪኽ’ዩ።ካብ ህዘቢ እነዳተኸወለ ብሓለዉቲ ዝንቃሳቐስ መላኺ ፤ኳሕ እንተይላ ከም ክንቲት እንዳተኸንተቱ ዝነብሩ በጋሚዶ መራሕቲ ንመዋእሎም ንህዝቢ <ኩብን-ስጅን> እንዳሳራጠዩ ክነብሩ ዘይካአሎም’ዩ። እታ እንኰ ማዓለቲ ክተወግሕ’ እያ። አቲ ጋሻ-ዉሕጅ ሃንደበት ምቕልቃሉ ኣይክተርፎን። ናይ ጊዜ ጉዳይ’ዩ። ሓደ ኢትዮጵያዊ ጻህፍት ዘጸሓፉዎ ከዘነትወለኩም እሞ ክሳናበተኩም። ምስበሉ ናይ ሮቤርት ቴዋለድ “ፍጻመ ጭንቁራዕ” ከመዚ እንትብሉ ይቅጽሉ < ጭንቁራዕ አብ ዝሰፈፈትሉ/ኮፍ ኢላ አበዘላቶ “ቁራም ዝሕዉሕዉ ዙሑል ማይ” - ቀስ ብቐስ እንዳላሃበ፤እንዳገረረ እነዳተኮሰ፤ፈኽፈኽ እነዳበለ ምጣነ ናይቲ ርሱን ማይ እንዳወሰኸ እንተመጸ እዉን ፤ ክሳብ’ታ ናይ መወዳእታ ሓደጋ “ዘየንደዳን/ ዘይኮርመያን ጊዜ ቅጭጭ ኣይብላን፤ ኣይትስከፍን/ኣይትሰግእን። እንዳገረረ፤ አቲ ማይ “ዉዒ” ጥዒሙዋ “ሠፋሕ” ኢላ፡”ተጋሕቲና፤/እነዳምባላጠ ዔት” (ኣሰይ-ክጥዕም!!!!!> እነዳበለት እንትትስሕን ግና እንተይተፈለጣ <ፈኽ - ፈኽ > ኢሉ ክጥጥቓ እዩ። በቲ ጊዜ’ቲ “ጥር ኢላ ብሰምባደ ክትወጽእ እንተደለየት እዉን መንጠሪ ማሓዉር ኣይከህልዋን! ሕዚ ድማ ፤ ነገረ -ዓለሙ ጥዒሙዎም መራሕቲ ወያነ’ዉን ከምታ ሰፋሕፋሕ /ጠላዕላዕ ከምትብል “ማይ-ዉዑይ” ዝጠዓማ ጭንቁራዕ እዮም ተቐይሮም። ክሳብ ዝጥጠቑ’ዉን ዝጽበዩ እዮም ዝመስሉ ዘለዉ። እወ ! ፍጻመ ጭንቁራዕን ኣማጻጻኣ ጋሻ ዉሕጅን ከይዲ ቅስፈቱን ኣይፍለጥን። ኣቦ’ዝጎይ አብ መኸምበቲኡስ ታይ ኮን ከተርእየና! ወይ ጉድ!!!

The End of the Lax Frog! ፍጻመ ጭንቁራዕን ኣማጻጻኣ ጋሻ-ዉሕጅን! ኣቦይ ዝጎይ እንትመጹ ምልክት እንተይ ኣርኣዩ ኣይመጹን። መጀመርታ መርየት “ዝሕልሕል” ትበል፡ “ቑሪ-ቑሪ” የብላ።ዝተፋረኽ ጡጥ ዝመስል ሕዛል ደበና ኣብ ሰማይ ይሰልል። እቲ ቡሩራዊ ደበና ተባዚሑ በዚ መጸ ዘይተብሃለ ጸሊም ደበና ብገሃነማዊ “ጉንጉን ጠቐር” ተዓብሊሉ “ንሰማይ” ይጋርዶ። ምስካም ዝኸበዶ “ቃስታ-ኣቦይዝጎይ” ጠብጠብ እንዳበለ ሸረብ-ረብ ምስበለ፤ ብሃንደበት ናብ “ኑህ” ማይ ይቕየር። እምኒ ምስ ሠራዉር ኣእዋም ምስ ጋዕ-ገልጠሞም እነዳተጋራጨዉ፤ብልሓቱ ብዘይፍለጥ “ጫወጫዉ-ቋነቋ” ስደደኒ! ኣይሰድድን! “ከጣንየካ!” ኣይተጣንየንን!“ ከም ደርሆ-ማይ “ቅልቅል-ጥምቡሉቕ” እንዳተደርፀጹ ብዓፍራ “ጋሻ ዉሕጅ” አንዳተደፍኡ ናብ ዘይፈልጡዎ ጎላጉል “ዓለም-፤-በቃይ” ይትፍኡ! በቲ ጊዜ’ቲ ድልድላት ደርዒሙ መካበብያ ጥሒሱ ብታኣምራዊ ፍሰት ዘዕብለቕልቕ ጋሻ-ዉሕጅ እንትፍጠር ኩሉ ነነብስ ወከፍ ሰብ ንባዕሉ ከድሕን ተዘይኮይኑ ኒካልእ ከድሕን ዝጓየ ኣይህልዉን። “መሳፍንቲ” ወያነ’ዉን ብዑጡቓት ሠራዊት ተኸቢቦም ሃንቀላ ከይትዘሮም እነዳተሓለዉ <እስኪ-ክንርእየክን-ኢና- ኣበይ ከምትበጽሓ !> እነዳበሉ ዝፍክሩዎ ዑቡይ ብርጣጠ ካብዝጎስዑ ነዊሕ ዘበን ኮየኑዎም ኣሎ።መራሒኦም መለስ ዜናዊ’ዉን “መጣፍእቱ” ስበሓት ነጋን’ዉን አቲ ገቢተሞ ዘለዉ ሥልጣን ተጻባኣይ እንተዳኣ ገጢሙዎ “ንምሸታ “ኣዉቶማቲካሊ” (ብኣጋላልጻ ስበሃት ነጋ) ህዘቢ ዓፋርን ትግራይን ካብ ኢትዮጵያ ከምዝፍንጨላ ካልኦት’ዉን ከምዝስዕባ መፋራርሒ መርድእ እንቲ እዉጁልና’ዉን ብትዕቢት እዩ። ህዘቢ ትግራይ ከም ደቂ ጤሎም ቆጺረሞ ባህ እንትብሎም “”ከርግግዎ”፤ ባህ ተዘይበሎም “ክብንጭሩዎ” / ፋሕ ከቡሉዎ መለኮታዊ ሥልጣን ኣለና ይብሉና ኣለዉ ።እንተይ ሓነኹ! ወይቱጉዱ! ከምቲ ኩላትና እንዝክሮ፤ ወያናይ ህዘቢ (ናዕቢ ህዘቢ) እንትንድር “ኣበይ ክትበጽሓ ኢኽን!” ዝብሉ ዝነበሩ ፈከርቲ ዑጡቓት ኢኒ መንግሰሥቱ ዕጫ ግደቶም መስተመዘዘት፤ ሃንደበተኛ ጋሻ ዉሕጅ እንትቕልቀል ካበይ ነፊሮም ናበይ ከምዝዓለቡ ‘ዝራኣናዮ ምፀተ -ኣለም ‘ዩ። ኣብ ግዘ/ጊዜ ምስንባዳት ንመፋርኸቲ ምስጢሮም እ ኳስ ህይወትካ ካብ ሓደጋ ከዉል ዝብሉላ ደቓይቕ ኣይነበ ሮምን። ፋሕ-ጭንግራሕ እዩ ዝኣተዎም። አቲ እዋናዊ ምስንባድ ንሓጻር ግዘ ዳአ ኮይና’ምበር ብ ጊዜ መረጻ 97 ኣ፤ም ዝተቐለቀለ ወዲ-ዜናዊ ዘይተጸበዮ ጋሻ-ዉሕጅ፤ “ዲ….ግ-ዲግ” ናብ ኩርናዕ “ጉያ” ናብ “ደብረዘየት” መደበር ሓይሊ ኣየር ዘርኣዮ ህድማ “ሕብእሕቢኢቶይ” ንዝክሮ ኢና። ሎሚ’ዉን ቁርጽ ዝበለት ማዓለታ’ዳኣ ኣይንፍለጣ’ምበር “ወጣሪት ክፍእቲ ማዓለቶም” እንትትቅልቀል፤ ህዘቢ ናይ ምፅሓፍ መሰሉ፤ ናይ ምዝራብ መሰሉ፤ ናጽነቱ፤ወደባቱ ክሓትት እየ እንትብል <“ኣስኩት! ዘረባ-ግደፍ!> ዝብሎ ዘይበሉ ኢትዮጰያዊነቱ እንተይ ተሰከፈ ባንዴራይ ክለብስ’ እየ ብዝብለላ ዕለት፡ ሳዓበቶምን እቶም ንመሳፍንቲ- ወያነን ዝሕሉዉዎም ሠራዊቶም’ዉን ከምዝጠልሙዎም ኣይንጣራጠርን። ኣብ’ኒ ሚሎሶቪች፤ሂትለር ከምኡዉን ኢዲኣሚን፤ሴሶ፤ቻወቸስኪን ጃነሆይን፣መንግሥቱን…ወዘተ ዝተርኣየ መስተንክር ታሪኽ’ዩ።ካብ ህዘቢ እነዳተኸወለ ብሓለዉቲ ዝንቃሳቐስ መላኺ ፤ኳሕ እንተይላ ከም ክንቲት እንዳተኸንተቱ ዝነብሩ በጋሚዶ መራሕቲ ንመዋእሎም ንህዝቢ <ኩብን-ስጅን> እንዳሳራጠዩ ክነብሩ ዘይካአሎም’ዩ። እታ እንኰ ማዓለቲ ክተወግሕ’ እያ። አቲ ጋሻ-ዉሕጅ ሃንደበት ምቕልቃሉ ኣይክተርፎን። ናይ ጊዜ ጉዳይ’ዩ። ሓደ ኢትዮጵያዊ ጻህፍት ዘጸሓፉዎ ከዘነትወለኩም እሞ ክሳናበተኩም። ምስበሉ ናይ ሮቤርት ቴዋለድ “ፍጻመ ጭንቁራዕ” ከመዚ እንትብሉ ይቅጽሉ < ጭንቁራዕ አብ ዝሰፈፈትሉ/ኮፍ ኢላ አበዘላቶ “ቁራም ዝሕዉሕዉ ዙሑል ማይ” - ቀስ ብቐስ እንዳላሃበ፤እንዳገረረ እነዳተኮሰ፤ፈኽፈኽ እነዳበለ ምጣነ ናይቲ ርሱን ማይ እንዳወሰኸ እንተመጸ እዉን ፤ ክሳብ’ታ ናይ መወዳእታ ሓደጋ “ዘየንደዳን/ ዘይኮርመያን ጊዜ ቅጭጭ ኣይብላን፤ ኣይትስከፍን/ኣይትሰግእን። እንዳገረረ፤ አቲ ማይ “ዉዒ” ጥዒሙዋ “ሠፋሕ” ኢላ፡”ተጋሕቲና፤/እነዳምባላጠ ዔት” (ኣሰይ-ክጥዕም!!!!!> እነዳበለት እንትትስሕን ግና እንተይተፈለጣ <ፈኽ - ፈኽ > ኢሉ ክጥጥቓ እዩ። በቲ ጊዜ’ቲ “ጥር ኢላ ብሰምባደ ክትወጽእ እንተደለየት እዉን መንጠሪ ማሓዉር ኣይከህልዋን! ሕዚ ድማ ፤ ነገረ -ዓለሙ ጥዒሙዎም መራሕቲ ወያነ’ዉን ከምታ ሰፋሕፋሕ /ጠላዕላዕ ከምትብል “ማይ-ዉዑይ” ዝጠዓማ ጭንቁራዕ እዮም ተቐይሮም። ክሳብ ዝጥጠቑ’ዉን ዝጽበዩ እዮም ዝመስሉ ዘለዉ። እወ ! ፍጻመ ጭንቁራዕን ኣማጻጻኣ ጋሻ ዉሕጅን ከይዲ ቅስፈቱን ኣይፍለጥን። ኣቦ’ዝጎይ አብ መኸምበቲኡስ ታይ ኮን ከተርእየና! ወይ ጉድ!!! ሰላም ንምነ ጌታቸዉ ረዳ