Saturday, May 17, 2008

The Treasonous TPLF is the Worst banda (ባንዳ) ever Lived in Ethiopian History!








ብጥልመት ዝጠልቀየ ወያነ ትግራይ!

“ሓቢስካዮ ዘይኸይድ ጠቃር ” በለ “ዳዲሽ ሐወይ” ትብል አደይ ወላዲተይ ከም ወየነ ዝበለ “ጠቃር!!” መጠቀሪ ታሪኽ እንትገጥማ።

እንበለ ሕፍረት- ብሽም አሉላ ይምሕል ፤ብሽም ዮሓንስ ይጥሕል፡ “ግናኸ” ቅያ አሉላ ዝጻባእ፤ዘበልል፤ ዘፍርስ፤”ብጥልመት ዝጠለቀየ” ወየነ ትግራይ ዝፈጸሞሥራሕ ባንዳታት ደጊምና ደጋጊምና ዝገለጽናዮ እዩ። ‘ቶም ቀንዲ ነዚ ጥልመት እዚ ዝመርሑዎ ዘለዉ አብ’ቲ ጭፍራ’ቲ ተሓዋዊሶም ብሻሽ ተጋሩ ዝሽቅጡ መዳናገርቲ ዝኾኑ ባንዳታትን ኮራኹሮምን ወደባት ሀገርና ዓጽዮም ቅሳነት ዘለዎ ታሪኽ ክጉልበቡ እንተፈተኑ’ዉን ሉኣላዊነት ሀገርና ኣሕሊፎም ብፍታዎም ንጸላእቲ ሀገርና ኣሕሊፎም ስለዝሃቡ ታሪኽ ንሓዋሩ ብታርጋ ዑስብነት ከምዝግቦም እዩ።

ናይ ወየነ ዱኹም ሕልናን ጉዑዙይን ቆራይ ታሪኹን ጥለመቱን እንትሓስብ በየንኡ ናይ ክሕደት ሽሙ ክጽዖ ከምዘለኒ ይገርመኒሞ ገበኑ ምዝርዛር አንትጅምር ሕልናዊ ዓብለቕለቕ (overwhelming) አብ አእሙሮይ ይስገደኒ።አብመደምደምታ፤አቲ
ኩሉ“ዱኹምነቱ፤ጠላምነቱ፤ሓሶቱ፤ተንኮሉ፤ዑስብነቱን ተምበርካኺነቱን ……፦ ሓንቲ
ሐረግ መሪጽና “ብጥልመት ዝጠልቀየ ወለዶ!” ኢልና ተሰመናዮ’ዉን ምስቲ ኹሉ ዘጥፋኦ ናይ ተጋሩን ካልኦት ኣሕዋትናን ህይወትን መናባብሮን፤ ምስቲ ኩሉ ገበናት ሰብአዊ ግህሰት፡ ብሓዊ ዝጠበሶም አረጋዊያንን ህፃዉንቲን እንትትመዝኖ “ብጥልመት ዝጠልቀየ ወለዶ” ኢሊካ ብቐሊሉ ብምግላጽ ክሕለፍ ዝካአል አይመስለንን።

ትግራይ! ትግራይ! አንትብል ክሳብ እዝንኹም ዝዑኮኽ ሰሚዕኩሞ ትኾኑ። ኣሉላ! ኣሉላ! አንትብል ሰሚዕኩሞ ፀሚምኩም ትኾኑ።ክሳብ ዝገርመኩም ኢትዮጵያ! ኢትዮጵያ! እንትብል ሰሚዕኩሞ ኢኹም “ዝሓልየላ እንትመስል”። መልሓሱ ምስቲ ግብሩ ፈጺሙ “ዘይጋነ” መልቲ ሙኻኑ ካብቲ ደርዘን ጊዜታት ዝተጋላበጦ መልሓሱን ግበሩን ክትዕዘቡ ቀሊል እዩ።

ትግራይ! ትግራይ! እንትብል ትግራይ አትባሃል ከባቢን ህዝብን ዘይነበረ፤ ባዕሉ ካብ “ጭቃ-ወየነ” ዝባሃል አድቦለቢሉ ጠፍጢፉ ዝሰርሓ እዩ ዝመስሎ።ክልቲኦም “በጋሚዶታይ” ሻዕቢያን፤ “ጭፍራ” ወየነን (ጋንግሰተራት -ወየነን) ዝፈጠሩወን “ሓዳሰ ኤርትራን፤ ሓዳስ ትግራይን” ብዓይንኹም ዝራኣኹሞ ፍሽለትን ሕሶትን ንክልቲኡ ህዝቢ ናበይን ናብ ከመይ ዝበለ ጉህሚ ሞትን ጸበባን ከምዝመርሑዎ ክሳብ ሕዚ ካብ ዓይንኹም ዘይተኸወለ ዝራኣይ ዘሎ ማስረጃና እዩ። ክልቲኦም ዝፈጠሩዎ ዘራጸሙና ኣሕዋትና አብ ባድመን ጾሮናን ዘወድኡዎም ንጎኒ ገዲፍና፡(አብ ሽመልባን ከባቢ ትግራይን ዘሎ መዑቆቢ ሱዱዳትን ምርአይ ሓሰዉቲ ሙኻኖም ማስረጃ እዩ። ተጋሩን ካልኦት ኢትጵያዊያዊያንን ክሳብ ፎቖዶ ሀገር ዓዕራብ ብሕጋዊ ባርነት እነዳሸጡዎም፤ ከምኡ’ዉን ናብ ስደት አብ ሊብያን አብ ሳሃራ ምድረበዳ ይሞቱን ይሳቐዩን ይስደዱን ከምዘለዉ፤ አብ ዝሓለፈ መደበይ አቕሪበዮ ከምዝነበርኩ ይዝከር)።

“ጎበዝ አድሪ” ፎቖዶ ጣሻ ን17 ዓመት ዓሪዱ ብጥይት እንዳፋጸየ ሕዝቢ “አሸቢሩ” “ተይፈተና ንጉስና” ህዘቢ ርዒዱ ኢዱ ከምዝሀበ ዝፍለጥ ሐቂ ሙኻኑ ተአንዲድና ምሰቶም ዝሕስዉ ጭፈራታቶም ክንምጉቶም ብቑዕ መረዳእታታት አለዉና። ሃየ!! (አነ አለኹ ነወየን ክጣበቕ እየ፤ ወየነ ሰብኣዊነት አለዎ፤ ገበን የብሉን፤ጠላም አይኮነን) ዝብል ተማጓታይ አብዚ መድረኽ’ዚ ክዕድሞ ምሳይ ኮነ ምስካልኦት ክማጎት ይዳለዉ! ሃየ! እኒሄ ማይዳ አነሆ ፈረስ!።ወየነ ዝጠልቀየ ገበነኛ ስለዝኾነ መሸፈኒ ገበን ሳዓብቱ “ወግዒ ድፋዕ” ‘፤“ወግዒ ቅትለትን ብርሰትን” ብደርፊ “ላለይሞየ” ተሰንዩ “ብሓምባር በሎም’ንዶየ፤ ብሓምባር በሎም’ንዶየ” ጃህራ ሓላፍነትን ሰብአዊነትን ብስለትን ዘይተላበሰ ኣሻሓት ዘወደአ ዑዉር “ህጁም” ዕላል ዉግእ ከዕልሉ ተዘይኮይኖም “ብሰብአዊነት፤ ብሰናይ ግበሪ፤ ብዲሞክራሲአዊነቱ ብሀገራዊነቱ” ክጣበቑሉ ከምዘይኽእሉ ይፈልጡ’ዮም። ሰብ ይብድል፤ይገፍዕ፤ ናይ ንጹሃት ደም የፍስስ ከምዝነበረይገርፍ፤ የሳራጥይ ከምዝነበረ ይፈልጡ እዮም።

አቲ ሕዚ ዝዋፈሮሉ ዘሎ ህጸጽ መሕብኢ ንፈልጦ ኢና። ነገራት ኣሸበሸብ ዝኹርኩሕ ኮይኑ ኣዱንያ ተጠለመቶም “ያኢ፡ ትግራይስ መሕቢቶም ንክትኮን ” “ሪፓብሊካዊት ትግራይ” ክምስረተለይ “ጉያ” “ወሸለ ልምዓት” ተታሒዙለይ ዝህንፈጾ ዘሎ “ስርቂን ገፈፈን” ንዕዘቦ ኣለና ኢና። እኒ “ወዲ’ፍተራሪ ነጋ” በቲ “ገጻብ ሕልንኡ” (በቲ ጎጣይ መንፈሱ) ንሕና ተዘይገዚእናያ ኢትዮጵያ እትባሃል ሀገር አይክትህሉን፤ ነናብ መንደርና ክንባታተን ኢና! ኢሉ ዝምድሮ ዘሎ መንፈስ፤ ካብቶም ቅድሚ ሕዚ ንትግራይን ንኢትዮጵያን ጠሊሞም ምስ ጣላይን ተዓሲቦም ሀገሮም ክትባታተተን ዝገበሩ፤ “ባንዳታት ተጋሩ” “መቐጸልታ ኢዩ” (2nd Episod) (ካልኣይ ወያነ) ዘይኮነስ ካልኣይ ክፋል - ባንዳነት እዮ)። ካብቶም ቀዳሞት መሳፍንቲ ትግራይ ገሊኦም ከምቶም ናይ ሎሚ “መኳንንቲ ካልኣይ ወያነ” ንዖዖም ተዘይኮይና በቲንናያ ንሙት ዝብሉ ባንዳታት ከምዝነበሩዋ ክትዝክሩ ይግባእ።

“ መኳንንቲ ካልኣይ ወያነ” “ቤኒቶ ሙሶሎኑ” ዝገደፈሎም ካርታ “ግዝኣት-እምብራጦርያ” ደኒኖም፤ ኢድ ነሲኦም፤ንሴብሆ ኢሎም ተቐቢሎም፤ አብ ዓለም ቤት ፈርዲ ወሲዶም “ጭፈራ ወያነ” ተማጓታይን ጠበቓ ኤርትራዊያን ኮይኑ ወደባታትና ዘመንጠለና ምኽንያትን ተመሊሱ ድማ “ባድመን ኢሮብን ባዳን…..” ሂቡ ሕዚ አብገልታዕታዕ ህዝብና ዘእትዎ ዘሎ ስራሕቱ ኩሉ ስራሕ ባንዳታት ሙኻኑ ክትርድኡዎ አለኩም።

ገሌኹም ምሰቲ ዘሎ ምድንጋራት ሳሕቢ ከባቢያዊ ጎጣይነትን “ሆሆ” ዘይክትርድኡኒ ትኽእሉ፤ ዳሓር ግን ወየነ’ዉን ከምቶም ካልኦት ብጥልመት ምስተፈረደሉ፤ ምስ እዚ ጽሑፈይ እዚ ከምትዝክሩኒን “ሓቅኻ” ከምትብሉ አይጣራጠርን! እዚ ክድዓት እዚ እንትፍጸም ፡ ከም ፎኪስ ገይረካ ምርኣይ “ያዕ” ዘይምባል ገበን እዩ።

“ነዊቱን” “ዱጉሩን” ጥለመትን ምድንጋርን ከም መጋርያ ግይሩ ብሕልናዊ ባህረታት አሳራራሓ እምነት መሳፍንቲ ዝዉነን “ጭፍራ ካልኣይ ወያነ ትግራይ” እኒ ስብሓት፤ እኒ መለስ፤ እኒ ስዩም እኒ……እኒ….ዘመሳሰሉ ማሳፍንቲ ትግራይ ነቲ ህዝቢን ነታ ሀገርን ብጎይታን ብጊላን ብብረት ኣሸቢሮም ይገዝኡዋ ከምዘለዉ ንፈልጥ።መሳፍንቲ ካልኣይ ወየነ ዝብሉና ዘለዉ መፋራሪሒ ፈኸራ “ንኢትዮጵያ ምዉናን ተዘይቀጺልና ክንብትና ኢና! ዝብል ፈኸራ ናይ ወለዶም ናይቶም ዝራኣናዮም አብ ትግራይና ዝነበሩ ባንዳታት መሳፍንቲ መቐጸልታ ባህረታቶም ሙኻኑ ንድሕሪት ተመሊስና ንስልጣንን ብዓመፅ ንዝእከብ ጥሪትን ክብሉ ንሀገሮም ዝጠለሙ ፤ምስ ጸላእቲ ዘሻረዉ ታሪኽ ብጥለመት ዘጠልቀዮም እኒመን ክምዝነበሩና ንድሕሪት ሃሰስ ምባል ኣድላይ ይመስለኒ። አነሆ፦

ወያነ፤ ትግራይ ንተጋሩን ብተጋሩን ጥራሕ እንትብል፤ አንጻር አምሓራነት አንዳጨረሐ፤ ን ሓረስታይ ትገራኢ ድከቱ አስቲዮም ናብ ሀሞኹሽቲ ህይወት ዝልዉጥዎ ዝነበሩ ሰብ ጉልቲ ዝነበሩ መኳንነቲ ትገራይ ገበኖም ሸፊኑ ጥራሕ ናብ አምሓራ ክጥምት ምግባሩ ንስልጣን ምንሕናሕ ዝገብሩዎ ዝነበሩ ናይቶም ቀዳሞት መኳንንቲ ትግራይ “መንየ አነ!!” ዝብል ጉለታዊ ባህረ ዑቡይነት ሎሚ ወያነ ክምመስመር ዝቃለሰሉ ዘሎ በሙዃኑ ልቢ በሉ። “ሽዋ”ን፡“ሸዋዉያን ተጋሩን” እንትብል “ብዘይካ” መራሕቲ “ካልኣይ ወየነ’ “ካሊእ ትግራዋይ” ኮነ “ኢትዮጵያዊ” ብዛዕባ “ትግራይ” ክዉክል ክዝቲ፤ክመርሕ ከስተንትን ሓላፍነትን መሰልን ከምዘይብሉ ይምድር (ቶም ናቱ ጭፍራታት ግን ፎቖዶ ክፍላተሃገራት መዲቡ ከምዝመርሑ ገይሩ እዩ) ። ከምታ ሎሚ መሳፍንቲ ወያነ ከባቢ ትግራይ ወናናይ ፤ገባሪ ሓዳጊ፤ አነ እየ! ዝብለና ዘለና ዘሎ ፡ እቶም መስፍናዊነት ዓኽሊል ደፊኦም፡ ካሊእ ክሽወም የብሉን ተዘይኮይኑ ግና ትግራይ አፍሪሰ ምስ ጸላእቲ ክስለፍ እየ ዝብሉ ዝነበሩ አኒ ደጃች ደበብ አርኣያ፤ አኒ ደጃች ሃይለስላሰ ጉግሳ፤ አቡነ አብራሃም፤ ራዕሲ ስሑል ሚካኤል (notorious power hunger individual) ተባሂሎም ዝፍለጡ፤ በ1761 እንደራሴ ዝብል ዉክልና ሽመት ንዝሸሙዎም አፄ ኢዮኣስ (ጎንደር) “ብሻሽ ክሕነቑ” ገይሮም (ኩዴታ) 70 ዓመት እታ ሀገር ብትንትን ብዝበለ ምምሕዳር ክትኣቱ ገፊሕ በሪ ዝኸፈቱ ፤ከምኡዉን እኒ አፄ የሐንስ ዋለ’ኳ ሀገራዊን ሐርበኛነቶም ዝናኣድን ዝኽበርን እነተኾነ’ዉን ሀገረዊ ጥልመት’ዉን ፈጺሞም እዮም (ንአፄ ቴድሮስ ከዉግዱዝተጠቐሙሉ ስልቲ ምስ እንግሊዝ ምስ ጀኔራል ናፔር ተማሳጢሮም 12 መድፍዕ 900 ሰናድርን ሽጓጉጢን ጠያይቲን ተረኪቦም ነቲ ምስ ጸላኢ ባዕዳዊ ዝኾነ ክወርር ዝመጸ ሠራዊት እንግሊዝ ዝገበሩዎ ምሕዝነትን፤ልግስናን ዘርኣይዎ ንሀገሮም ንህዝቦምን ጥልመት “ሕንዳ” (ፌቨር) ንዝተኸፈሎም (ባዕሎም ዝሐተቱዎ) ኣጽዋር ዉግእ፤ ንሰራዊቶም ዘሰልጥኑሎም እንግሊዛዊያን እኒ ከርካሃምን እኒ ልዊ ዝባሃሉ መሰልጠንቲ ተቐቢሎም እዮም። አፄ ዮሐንስ ነቲ ዕስለ ሰራዊት እንግሊዝ በሪ ጋሕጊሖም ከፊቶም ካብ ሰንዓፈ ብዓጋመ አዉራጃ ብእንደርታ ሕንጣሎ (ሜስ አፍሲሶም ፤አማኣት ኣላሕም ሓሪዶም ዳስን ኬንዳን ዘርጊሖም አጽሊሎም አንጊዶም) ክሳብ ወሎ ሣንሣራ ዝበሃል፤ ምስ ናይ ላሰታ ሽሟሙንቲ ተማሳጢሮም መግቢ፤ መራሒ መንገዲ፤ ሰለይቲ መዲቦም ንሐድነት ዝተቓለሱ ከምኦም ንዝበሉ ንጉስ አቲዮጵያዊ ተጋሂሶም(አፄ ቴድሮስ)፤ ባዓልቲ እንዳኦም ፤ ወዶም ፤ንብረትን ጥሪትን ጥንታዊ አቑሑትን ታቦትን ብእንግሊዝ ክግፈፍ ክባሳበስ ገበን ፈጸሞም እዮም( እዚ ገበን አዚ፦አብ ወፍሪ ቅድሚ ምስ ድርቡሽ ምግጣሞም እግሪ መንገዶም አብ ልዕሊ ህዝቢ ጎጃም ዝፈፀሙዎ ባዕሎም ብጽሑፍ ዝአመኑሉ ግፍዒ ገበኖም ንጎኒ ገዲፍና ማለተይ እየ)። ሓደ በሉ!

ብጥለመት ዝጠልቀየ ደቂ መሳፍንቲ ዝመርሕዎን ዝዉንንዎን እኒ ወዲ ፍተራሪ ነጋን ወዲ አቶ ዜናዊ አስረስን፤ ኣምባየን ኮራኹሮምን ዝደገዩሑዎ ዘለዉ ጉልታዊ ሕልና፤ካብቶም ቀደምቶም ዝነበሩ “መሳፍንቲ ትግራይ” ዝተፈለዩ አይኮኑን። ኩላትና ንፋለጥ ኢና ፤ተጋሩ ኢና፤ ታሪኽ አይካሓድን።ብዋጭዋጭ ገበን ባንዳታት መሳፍንቲ ተጋሩ ክትሽፍኑ ምጽዓር ቁልዕነት እዩ።

ናይ ቀደም መዋእል ታሪኽ ባንዳታት ንጎኒ ገዲፍና ናይ ቀረባ መዋእልና፤ ምስ ናይ ወራር ታሪኽ ጥልያንን ታሪኽ መሳፍንቲ ትግራይ ዘርኣይዎ ስራሕቲ ባንዳ ከዘክረኩም’ ሞ ክሳናበተኩም።

ደጃች ደበብ ኣርኣያ ወዲ ራዕሲ ኣርኣያ ድምጹ እዮም።ደበብ ንአፄ ዮሐንስ ወዲ ኣኮኦም አዮም (“ስላስ” ወላዲት ዮሐንስ ሐፍቲ አርአያ ድመጹን እየን፡ አርአያ አኮኦም ንዮሐንስ አዮም ማለት እዩ)።ደበብ ናይ ሥጋ ቅርበት ዉራይ አይሃበሉዎን። እታ ሕለሞም ስልጣን እያ ነይራ። ከምቲ ካልኣይ ወያነ ንሀገሩ ንኢትየጵያን ንህዘቢ ትግራይን ጠሊሙ ምስ ጸላእቲ ተሰሊፉ ንኢትዮጵያዊያን ወጊኡ ቀቲሉ፤ማሪኹ ገፊዑ “ንኤርትራዊያን አዳሊዉ” ወደባት ንጸላኢና ንሻዕቢያ ዘበርከተ፤
--ደጃች ደበብ’ዉን ጥልያን ገና አብ ማሳዋ እንትቕልቀል ኣትሒዞም ብዑሱበነት ተዓሲቦም ንጥልያን ጎቲቶም ኣምጺኦም፤ አጼ ዮሐንስ ንመተማ ምስተዋፈሩ ንኣሉላ ረፊቶም (ገበን!!) ንኤርትራ ከማሓድሩ ዝሸሙዎም ንደጃች ሃይለስላሰ (ራዕሲ አሉላ ጓል ደጃች ሃለስላሰ ተመርዒዮም እዮም) ቀቲሎም ጥልያን ሰተት ኢሉ ከመጽእ ዓብይ ገበን ዝፈጸሙ እዮም። አዚ ኹሉ ዝገበሩሉ ምኽንያት ጥልያን ሽመት ንትግራይ ክህበካ እየ አንተዳኣ ሐጊዝካና ስለዝበሎምን፤ ሽመት ንዓይ እዩ ዝግባእ እመበር ንማንም አይግባእን! ተዘይኮነ ግና ሀገር ትበተን፤ ትብረስ፤ ሒዘያ ገደል ንእቶ ኢሎም አብ ጥልመት ተኣሊኾም።

ደጀች ሃይለስላሰ ጉግሳ’ዉን ምንሊክ ምስሞቱ
ራስ ተፈሪ (ቀዳማዊ ሃይለስላሴ) ዙፋን ምስሓዙ፤ መሳፍንቲ ትግራይ ስልጣን ከይጻብኡዎም ኢሎም፤ምምሕዳር ምብራቕን፤ምፅዳቕን ኢሎም አብክልተ ዞባ ንትግራይ ከፊሎም ፡ንራዕሲ ሥዩምን፤ ንሃይለስላሰ ጉግሳን ክገዝኡዋ ሸይሞም ጓሎም እዉን ንጉግሳ አመርዒዮም። ብከምዚ አንትቕጽል፤ ሃይለስላሰ ጉግሳ ሽመት ንበይነይ እየ ዝሕዝ ኢሎም ንሀገሮም ጠሊሞም ምስ ጥልያን ወጊኖም 30,000 ወታደር ክህበካ እየ። ንትግራይ መጻኢኻ ዉረራ ኢሎም ኢዶም ንጥልያን ሂቦም፤ እቲ ምስጢራት ኩሉ፤ ብዝሒ ወታደራት ሀገሮም ክንደይ ከምዘሓዘን በበይን አበየናይን ክመዝዓረደን ንጸላኢ ሓቢሮም፤ ኣቃሊዖም ተፏሒኹ ካብ ኤርትራ ንትግራይ ኣትዩ። ብርሰት ኣዉሪዱ። ዋላ ወሪሩናወ’ን ባሕርና ካብ ምጥቃም አይተኸልከልናን ነይርና። ታሪኽ ዝመዝገቦ “ብጥልመት ዝጠልቀየ ወያነ ትግራይ” ግና ብዉግእ አሰኲኑ እንዳሃለወ ከምተስኮነ ኮይኑ ሉአላዊነት ሀገርና አግሂስዎ (ኮነ ኢሉ!!)። ናይ ጊዜ ጉዳይ እመበር ከምቶም ዝዓረቡ ናብ መዕረቢኡ ምዕራቡ ዘይተርፍ እዩ። አዚ ኩሉ ገበን ብሄራዊ ወንጀል አነትፍጽም ዘንጨብጨቡ ፤እቶም ምስኡ ከም ሜዳቑ ዘኹረምብጡ ዘለዉ’ዉን ብገበኖም ሓፊሮም ምንሳሖም ዘይተርፍ እዩ።

ታሪኽ ዝመዝገቦ ክንሓኮ አይካኣለናን!
ጌታቸዉ ረዳ
ሳን ሆዘ ካሊፎርንያ
ጉንበት 2000ዓ.ም

TreasonousTPLF is the Worst (ባንዳ) ever Lived in the Ethiopian History!

ብጥልመት ዝጠልቀየ ወያነ ትግራይ! “ሓቢስካዮ ዘይኸይድ ጠቃር ” በለ “ዳዲሽ ሐወይ” ትብል አደይ ወላዲተይ ከም ወየነ ዝበለ “ጠቃር!!” መጠቀሪ ታሪኽ እንትገጥማ። እንበለ ሕፍረት- ብሽም አሉላ ይምሕል ፤ብሽም ዮሓንስ ይጥሕል፡ “ግናኸ” ቅያ አሉላ ዝጻባእ፤ዘበልል፤ ዘፍርስ፤”ብጥልመት ዝጠለቀየ” ወየነ ትግራይ ዝፈጸሞሥራሕ ባንዳታት ደጊምና ደጋጊምና ዝገለጽናዮ እዩ። ‘ቶም ቀንዲ ነዚ ጥልመት እዚ ዝመርሑዎ ዘለዉ አብ’ቲ ጭፍራ’ቲ ተሓዋዊሶም ብሻሽ ተጋሩ ዝሽቅጡ መዳናገርቲ ዝኾኑ ባንዳታትን ኮራኹሮምን ወደባት ሀገርና ዓጽዮም ቅሳነት ዘለዎ ታሪኽ ክጉልበቡ እንተፈተኑ’ዉን ሉኣላዊነት ሀገርና ኣሕሊፎም ብፍታዎም ንጸላእቲ ሀገርና ኣሕሊፎም ስለዝሃቡ ታሪኽ ንሓዋሩ ብታርጋ ዑስብነት ከምዝግቦም እዩ። ናይ ወየነ ዱኹም ሕልናን ጉዑዙይን ቆራይ ታሪኹን ጥለመቱን እንትሓስብ በየንኡ ናይ ክሕደት ሽሙ ክጽዖ ከምዘለኒ ይገርመኒሞ ገበኑ ምዝርዛር አንትጅምር ሕልናዊ ዓብለቕለቕ (overwhelming) አብ አእሙሮይ ይስገደኒ።አብመደምደምታ፤አቲ ኩሉ“ዱኹምነቱ፤ጠላምነቱ፤ሓሶቱ፤ተንኮሉ፤ዑስብነቱን ተምበርካኺነቱን ……፦ ሓንቲ ሐረግ መሪጽና “ብጥልመት ዝጠልቀየ ወለዶ!” ኢልና ተሰመናዮ’ዉን ምስቲ ኹሉ ዘጥፋኦ ናይ ተጋሩን ካልኦት ኣሕዋትናን ህይወትን መናባብሮን፤ ምስቲ ኩሉ ገበናት ሰብአዊ ግህሰት፡ ብሓዊ ዝጠበሶም አረጋዊያንን ህፃዉንቲን እንትትመዝኖ “ብጥልመት ዝጠልቀየ ወለዶ” ኢሊካ ብቐሊሉ ብምግላጽ ክሕለፍ ዝካአል አይመስለንን። ትግራይ! ትግራይ! አንትብል ክሳብ እዝንኹም ዝዑኮኽ ሰሚዕኩሞ ትኾኑ። ኣሉላ! ኣሉላ! አንትብል ሰሚዕኩሞ ፀሚምኩም ትኾኑ።ክሳብ ዝገርመኩም ኢትዮጵያ! ኢትዮጵያ! እንትብል ሰሚዕኩሞ ኢኹም “ዝሓልየላ እንትመስል”። መልሓሱ ምስቲ ግብሩ ፈጺሙ “ዘይጋነ” መልቲ ሙኻኑ ካብቲ ደርዘን ጊዜታት ዝተጋላበጦ መልሓሱን ግበሩን ክትዕዘቡ ቀሊል እዩ። ትግራይ! ትግራይ! እንትብል ትግራይ አትባሃል ከባቢን ህዝብን ዘይነበረ፤ ባዕሉ ካብ “ጭቃ-ወየነ” ዝባሃል አድቦለቢሉ ጠፍጢፉ ዝሰርሓ እዩ ዝመስሎ።ክልቲኦም “በጋሚዶታይ” ሻዕቢያን፤ “ጭፍራ” ወየነን (ጋንግሰተራት -ወየነን) ዝፈጠሩወን “ሓዳሰ ኤርትራን፤ ሓዳስ ትግራይን” ብዓይንኹም ዝራኣኹሞ ፍሽለትን ሕሶትን ንክልቲኡ ህዝቢ ናበይን ናብ ከመይ ዝበለ ጉህሚ ሞትን ጸበባን ከምዝመርሑዎ ክሳብ ሕዚ ካብ ዓይንኹም ዘይተኸወለ ዝራኣይ ዘሎ ማስረጃና እዩ። ክልቲኦም ዝፈጠሩዎ ዘራጸሙና ኣሕዋትና አብ ባድመን ጾሮናን ዘወድኡዎም ንጎኒ ገዲፍና፡(አብ ሽመልባን ከባቢ ትግራይን ዘሎ መዑቆቢ ሱዱዳትን ምርአይ ሓሰዉቲ ሙኻኖም ማስረጃ እዩ። ተጋሩን ካልኦት ኢትጵያዊያዊያንን ክሳብ ፎቖዶ ሀገር ዓዕራብ ብሕጋዊ ባርነት እነዳሸጡዎም፤ ከምኡ’ዉን ናብ ስደት አብ ሊብያን አብ ሳሃራ ምድረበዳ ይሞቱን ይሳቐዩን ይስደዱን ከምዘለዉ፤ አብ ዝሓለፈ መደበይ አቕሪበዮ ከምዝነበርኩ ይዝከር)። “ጎበዝ አድሪ” ፎቖዶ ጣሻ ን17 ዓመት ዓሪዱ ብጥይት እንዳፋጸየ ሕዝቢ “አሸቢሩ” “ተይፈተና ንጉስና” ህዘቢ ርዒዱ ኢዱ ከምዝሀበ ዝፍለጥ ሐቂ ሙኻኑ ተአንዲድና ምሰቶም ዝሕስዉ ጭፈራታቶም ክንምጉቶም ብቑዕ መረዳእታታት አለዉና። ሃየ!! (አነ አለኹ ነወየን ክጣበቕ እየ፤ ወየነ ሰብኣዊነት አለዎ፤ ገበን የብሉን፤ጠላም አይኮነን) ዝብል ተማጓታይ አብዚ መድረኽ’ዚ ክዕድሞ ምሳይ ኮነ ምስካልኦት ክማጎት ይዳለዉ! ሃየ! እኒሄ ማይዳ አነሆ ፈረስ!።ወየነ ዝጠልቀየ ገበነኛ ስለዝኾነ መሸፈኒ ገበን ሳዓብቱ “ወግዒ ድፋዕ” ‘፤“ወግዒ ቅትለትን ብርሰትን” ብደርፊ “ላለይሞየ” ተሰንዩ “ብሓምባር በሎም’ንዶየ፤ ብሓምባር በሎም’ንዶየ” ጃህራ ሓላፍነትን ሰብአዊነትን ብስለትን ዘይተላበሰ ኣሻሓት ዘወደአ ዑዉር “ህጁም” ዕላል ዉግእ ከዕልሉ ተዘይኮይኖም “ብሰብአዊነት፤ ብሰናይ ግበሪ፤ ብዲሞክራሲአዊነቱ ብሀገራዊነቱ” ክጣበቑሉ ከምዘይኽእሉ ይፈልጡ’ዮም። ሰብ ይብድል፤ይገፍዕ፤ ናይ ንጹሃት ደም የፍስስ ከምዝነበረይገርፍ፤ የሳራጥይ ከምዝነበረ ይፈልጡ እዮም። አቲ ሕዚ ዝዋፈሮሉ ዘሎ ህጸጽ መሕብኢ ንፈልጦ ኢና። ነገራት ኣሸበሸብ ዝኹርኩሕ ኮይኑ ኣዱንያ ተጠለመቶም “ያኢ፡ ትግራይስ መሕቢቶም ንክትኮን ” “ሪፓብሊካዊት ትግራይ” ክምስረተለይ “ጉያ” “ወሸለ ልምዓት” ተታሒዙለይ ዝህንፈጾ ዘሎ “ስርቂን ገፈፈን” ንዕዘቦ ኣለና ኢና። እኒ “ወዲ’ፍተራሪ ነጋ” በቲ “ገጻብ ሕልንኡ” (በቲ ጎጣይ መንፈሱ) ንሕና ተዘይገዚእናያ ኢትዮጵያ እትባሃል ሀገር አይክትህሉን፤ ነናብ መንደርና ክንባታተን ኢና! ኢሉ ዝምድሮ ዘሎ መንፈስ፤ ካብቶም ቅድሚ ሕዚ ንትግራይን ንኢትዮጵያን ጠሊሞም ምስ ጣላይን ተዓሲቦም ሀገሮም ክትባታተተን ዝገበሩ፤ “ባንዳታት ተጋሩ” “መቐጸልታ ኢዩ” (2nd Episod) (ካልኣይ ወያነ) ዘይኮነስ ካልኣይ ክፋል - ባንዳነት እዮ)። ካብቶም ቀዳሞት መሳፍንቲ ትግራይ ገሊኦም ከምቶም ናይ ሎሚ “መኳንንቲ ካልኣይ ወያነ” ንዖዖም ተዘይኮይና በቲንናያ ንሙት ዝብሉ ባንዳታት ከምዝነበሩዋ ክትዝክሩ ይግባእ። “ መኳንንቲ ካልኣይ ወያነ” “ቤኒቶ ሙሶሎኑ” ዝገደፈሎም ካርታ “ግዝኣት-እምብራጦርያ” ደኒኖም፤ ኢድ ነሲኦም፤ንሴብሆ ኢሎም ተቐቢሎም፤ አብ ዓለም ቤት ፈርዲ ወሲዶም “ጭፈራ ወያነ” ተማጓታይን ጠበቓ ኤርትራዊያን ኮይኑ ወደባታትና ዘመንጠለና ምኽንያትን ተመሊሱ ድማ “ባድመን ኢሮብን ባዳን…..” ሂቡ ሕዚ አብገልታዕታዕ ህዝብና ዘእትዎ ዘሎ ስራሕቱ ኩሉ ስራሕ ባንዳታት ሙኻኑ ክትርድኡዎ አለኩም። ገሌኹም ምሰቲ ዘሎ ምድንጋራት ሳሕቢ ከባቢያዊ ጎጣይነትን “ሆሆ” ዘይክትርድኡኒ ትኽእሉ፤ ዳሓር ግን ወየነ’ዉን ከምቶም ካልኦት ብጥልመት ምስተፈረደሉ፤ ምስ እዚ ጽሑፈይ እዚ ከምትዝክሩኒን “ሓቅኻ” ከምትብሉ አይጣራጠርን! እዚ ክድዓት እዚ እንትፍጸም ፡ ከም ፎኪስ ገይረካ ምርኣይ “ያዕ” ዘይምባል ገበን እዩ። “ነዊቱን” “ዱጉሩን” ጥለመትን ምድንጋርን ከም መጋርያ ግይሩ ብሕልናዊ ባህረታት አሳራራሓ እምነት መሳፍንቲ ዝዉነን “ጭፍራ ካልኣይ ወያነ ትግራይ” እኒ ስብሓት፤ እኒ መለስ፤ እኒ ስዩም እኒ……እኒ….ዘመሳሰሉ ማሳፍንቲ ትግራይ ነቲ ህዝቢን ነታ ሀገርን ብጎይታን ብጊላን ብብረት ኣሸቢሮም ይገዝኡዋ ከምዘለዉ ንፈልጥ።መሳፍንቲ ካልኣይ ወየነ ዝብሉና ዘለዉ መፋራሪሒ ፈኸራ “ንኢትዮጵያ ምዉናን ተዘይቀጺልና ክንብትና ኢና! ዝብል ፈኸራ ናይ ወለዶም ናይቶም ዝራኣናዮም አብ ትግራይና ዝነበሩ ባንዳታት መሳፍንቲ መቐጸልታ ባህረታቶም ሙኻኑ ንድሕሪት ተመሊስና ንስልጣንን ብዓመፅ ንዝእከብ ጥሪትን ክብሉ ንሀገሮም ዝጠለሙ ፤ምስ ጸላእቲ ዘሻረዉ ታሪኽ ብጥለመት ዘጠልቀዮም እኒመን ክምዝነበሩና ንድሕሪት ሃሰስ ምባል ኣድላይ ይመስለኒ። አነሆ፦ ወያነ፤ ትግራይ ንተጋሩን ብተጋሩን ጥራሕ እንትብል፤ አንጻር አምሓራነት አንዳጨረሐ፤ ን ሓረስታይ ትገራኢ ድከቱ አስቲዮም ናብ ሀሞኹሽቲ ህይወት ዝልዉጥዎ ዝነበሩ ሰብ ጉልቲ ዝነበሩ መኳንነቲ ትገራይ ገበኖም ሸፊኑ ጥራሕ ናብ አምሓራ ክጥምት ምግባሩ ንስልጣን ምንሕናሕ ዝገብሩዎ ዝነበሩ ናይቶም ቀዳሞት መኳንንቲ ትግራይ “መንየ አነ!!” ዝብል ጉለታዊ ባህረ ዑቡይነት ሎሚ ወያነ ክምመስመር ዝቃለሰሉ ዘሎ በሙዃኑ ልቢ በሉ። “ሽዋ”ን፡“ሸዋዉያን ተጋሩን” እንትብል “ብዘይካ” መራሕቲ “ካልኣይ ወየነ’ “ካሊእ ትግራዋይ” ኮነ “ኢትዮጵያዊ” ብዛዕባ “ትግራይ” ክዉክል ክዝቲ፤ክመርሕ ከስተንትን ሓላፍነትን መሰልን ከምዘይብሉ ይምድር (ቶም ናቱ ጭፍራታት ግን ፎቖዶ ክፍላተሃገራት መዲቡ ከምዝመርሑ ገይሩ እዩ) ። ከምታ ሎሚ መሳፍንቲ ወያነ ከባቢ ትግራይ ወናናይ ፤ገባሪ ሓዳጊ፤ አነ እየ! ዝብለና ዘለና ዘሎ ፡ እቶም መስፍናዊነት ዓኽሊል ደፊኦም፡ ካሊእ ክሽወም የብሉን ተዘይኮይኑ ግና ትግራይ አፍሪሰ ምስ ጸላእቲ ክስለፍ እየ ዝብሉ ዝነበሩ አኒ ደጃች ደበብ አርኣያ፤ አኒ ደጃች ሃይለስላሰ ጉግሳ፤ አቡነ አብራሃም፤ ራዕሲ ስሑል ሚካኤል (notorious power hunger individual) ተባሂሎም ዝፍለጡ፤ በ1761 እንደራሴ ዝብል ዉክልና ሽመት ንዝሸሙዎም አፄ ኢዮኣስ (ጎንደር) “ብሻሽ ክሕነቑ” ገይሮም (ኩዴታ) 70 ዓመት እታ ሀገር ብትንትን ብዝበለ ምምሕዳር ክትኣቱ ገፊሕ በሪ ዝኸፈቱ ፤ከምኡዉን እኒ አፄ የሐንስ ዋለ’ኳ ሀገራዊን ሐርበኛነቶም ዝናኣድን ዝኽበርን እነተኾነ’ዉን ሀገረዊ ጥልመት’ዉን ፈጺሞም እዮም (ንአፄ ቴድሮስ ከዉግዱዝተጠቐሙሉ ስልቲ ምስ እንግሊዝ ምስ ጀኔራል ናፔር ተማሳጢሮም 12 መድፍዕ 900 ሰናድርን ሽጓጉጢን ጠያይቲን ተረኪቦም ነቲ ምስ ጸላኢ ባዕዳዊ ዝኾነ ክወርር ዝመጸ ሠራዊት እንግሊዝ ዝገበሩዎ ምሕዝነትን፤ልግስናን ዘርኣይዎ ንሀገሮም ንህዝቦምን ጥልመት “ሕንዳ” (ፌቨር) ንዝተኸፈሎም (ባዕሎም ዝሐተቱዎ) ኣጽዋር ዉግእ፤ ንሰራዊቶም ዘሰልጥኑሎም እንግሊዛዊያን እኒ ከርካሃምን እኒ ልዊ ዝባሃሉ መሰልጠንቲ ተቐቢሎም እዮም። አፄ ዮሐንስ ነቲ ዕስለ ሰራዊት እንግሊዝ በሪ ጋሕጊሖም ከፊቶም ካብ ሰንዓፈ ብዓጋመ አዉራጃ ብእንደርታ ሕንጣሎ (ሜስ አፍሲሶም ፤አማኣት ኣላሕም ሓሪዶም ዳስን ኬንዳን ዘርጊሖም አጽሊሎም አንጊዶም) ክሳብ ወሎ ሣንሣራ ዝበሃል፤ ምስ ናይ ላሰታ ሽሟሙንቲ ተማሳጢሮም መግቢ፤ መራሒ መንገዲ፤ ሰለይቲ መዲቦም ንሐድነት ዝተቓለሱ ከምኦም ንዝበሉ ንጉስ አቲዮጵያዊ ተጋሂሶም(አፄ ቴድሮስ)፤ ባዓልቲ እንዳኦም ፤ ወዶም ፤ንብረትን ጥሪትን ጥንታዊ አቑሑትን ታቦትን ብእንግሊዝ ክግፈፍ ክባሳበስ ገበን ፈጸሞም እዮም( እዚ ገበን አዚ፦አብ ወፍሪ ቅድሚ ምስ ድርቡሽ ምግጣሞም እግሪ መንገዶም አብ ልዕሊ ህዝቢ ጎጃም ዝፈፀሙዎ ባዕሎም ብጽሑፍ ዝአመኑሉ ግፍዒ ገበኖም ንጎኒ ገዲፍና ማለተይ እየ)። ሓደ በሉ! ብጥለመት ዝጠልቀየ ደቂ መሳፍንቲ ዝመርሕዎን ዝዉንንዎን እኒ ወዲ ፍተራሪ ነጋን ወዲ አቶ ዜናዊ አስረስን፤ ኣምባየን ኮራኹሮምን ዝደገዩሑዎ ዘለዉ ጉልታዊ ሕልና፤ካብቶም ቀደምቶም ዝነበሩ “መሳፍንቲ ትግራይ” ዝተፈለዩ አይኮኑን። ኩላትና ንፋለጥ ኢና ፤ተጋሩ ኢና፤ ታሪኽ አይካሓድን።ብዋጭዋጭ ገበን ባንዳታት መሳፍንቲ ተጋሩ ክትሽፍኑ ምጽዓር ቁልዕነት እዩ። ናይ ቀደም መዋእል ታሪኽ ባንዳታት ንጎኒ ገዲፍና ናይ ቀረባ መዋእልና፤ ምስ ናይ ወራር ታሪኽ ጥልያንን ታሪኽ መሳፍንቲ ትግራይ ዘርኣይዎ ስራሕቲ ባንዳ ከዘክረኩም’ ሞ ክሳናበተኩም። ደጃች ደበብ ኣርኣያ ወዲ ራዕሲ ኣርኣያ ድምጹ እዮም።ደበብ ንአፄ ዮሐንስ ወዲ ኣኮኦም አዮም (“ስላስ” ወላዲት ዮሐንስ ሐፍቲ አርአያ ድመጹን እየን፡ አርአያ አኮኦም ንዮሐንስ አዮም ማለት እዩ)።ደበብ ናይ ሥጋ ቅርበት ዉራይ አይሃበሉዎን። እታ ሕለሞም ስልጣን እያ ነይራ። ከምቲ ካልኣይ ወያነ ንሀገሩ ንኢትየጵያን ንህዘቢ ትግራይን ጠሊሙ ምስ ጸላእቲ ተሰሊፉ ንኢትዮጵያዊያን ወጊኡ ቀቲሉ፤ማሪኹ ገፊዑ “ንኤርትራዊያን አዳሊዉ” ወደባት ንጸላኢና ንሻዕቢያ ዘበርከተ፤ --ደጃች ደበብ’ዉን ጥልያን ገና አብ ማሳዋ እንትቕልቀል ኣትሒዞም ብዑሱበነት ተዓሲቦም ንጥልያን ጎቲቶም ኣምጺኦም፤ አጼ ዮሐንስ ንመተማ ምስተዋፈሩ ንኣሉላ ረፊቶም (ገበን!!) ንኤርትራ ከማሓድሩ ዝሸሙዎም ንደጃች ሃይለስላሰ (ራዕሲ አሉላ ጓል ደጃች ሃለስላሰ ተመርዒዮም እዮም) ቀቲሎም ጥልያን ሰተት ኢሉ ከመጽእ ዓብይ ገበን ዝፈጸሙ እዮም። አዚ ኹሉ ዝገበሩሉ ምኽንያት ጥልያን ሽመት ንትግራይ ክህበካ እየ አንተዳኣ ሐጊዝካና ስለዝበሎምን፤ ሽመት ንዓይ እዩ ዝግባእ እመበር ንማንም አይግባእን! ተዘይኮነ ግና ሀገር ትበተን፤ ትብረስ፤ ሒዘያ ገደል ንእቶ ኢሎም አብ ጥልመት ተኣሊኾም። ደጀች ሃይለስላሰ ጉግሳ’ዉን ምንሊክ ምስሞቱ ራስ ተፈሪ (ቀዳማዊ ሃይለስላሴ) ዙፋን ምስሓዙ፤ መሳፍንቲ ትግራይ ስልጣን ከይጻብኡዎም ኢሎም፤ምምሕዳር ምብራቕን፤ምፅዳቕን ኢሎም አብክልተ ዞባ ንትግራይ ከፊሎም ፡ንራዕሲ ሥዩምን፤ ንሃይለስላሰ ጉግሳን ክገዝኡዋ ሸይሞም ጓሎም እዉን ንጉግሳ አመርዒዮም። ብከምዚ አንትቕጽል፤ ሃይለስላሰ ጉግሳ ሽመት ንበይነይ እየ ዝሕዝ ኢሎም ንሀገሮም ጠሊሞም ምስ ጥልያን ወጊኖም 30,000 ወታደር ክህበካ እየ። ንትግራይ መጻኢኻ ዉረራ ኢሎም ኢዶም ንጥልያን ሂቦም፤ እቲ ምስጢራት ኩሉ፤ ብዝሒ ወታደራት ሀገሮም ክንደይ ከምዘሓዘን በበይን አበየናይን ክመዝዓረደን ንጸላኢ ሓቢሮም፤ ኣቃሊዖም ተፏሒኹ ካብ ኤርትራ ንትግራይ ኣትዩ። ብርሰት ኣዉሪዱ። ዋላ ወሪሩናወ’ን ባሕርና ካብ ምጥቃም አይተኸልከልናን ነይርና። ታሪኽ ዝመዝገቦ “ብጥልመት ዝጠልቀየ ወያነ ትግራይ” ግና ብዉግእ አሰኲኑ እንዳሃለወ ከምተስኮነ ኮይኑ ሉአላዊነት ሀገርና አግሂስዎ (ኮነ ኢሉ!!)። ናይ ጊዜ ጉዳይ እመበር ከምቶም ዝዓረቡ ናብ መዕረቢኡ ምዕራቡ ዘይተርፍ እዩ። አዚ ኩሉ ገበን ብሄራዊ ወንጀል አነትፍጽም ዘንጨብጨቡ ፤እቶም ምስኡ ከም ሜዳቑ ዘኹረምብጡ ዘለዉ’ዉን ብገበኖም ሓፊሮም ምንሳሖም ዘይተርፍ እዩ። ታሪኽ ዝመዝገቦ ክንሓኮ አይካኣለናን! ጌታቸዉ ረዳ ሳን ሆዘ ካሊፎርንያ ጉንበት 2000ዓ.ም

TPLF worst (ባንዳ) ever lived soaked with treason

ብጥልመት ዝጠልቀየ ወያነ ትግራይ! “ሓቢስካዮ ዘይኸይድ ጠቃር ” በለ “ዳዲሽ ሐወይ” ትብል አደይ ወላዲተይ ከም ወየነ ዝበለ “ጠቃር!!” መጠቀሪ ታሪኽ እንትገጥማ። እንበለ ሕፍረት- ብሽም አሉላ ይምሕል ፤ብሽም ዮሓንስ ይጥሕል፡ “ግናኸ” ቅያ አሉላ ዝጻባእ፤ዘበልል፤ ዘፍርስ፤”ብጥልመት ዝጠለቀየ” ወየነ ትግራይ ዝ ዉዲጸሞሥራሕ ባንዳታት ደጊምና ደጋጊምና ዝገለጽናዮ እዩ። ‘ቶም ቀንዲ ነዚ ጥልመት እዚ ዝመርሑዎ ዘለዉ አብ’ቲ ጭፍራ’ቲ ተሓዋዊሶም ብሻሽ ተጋሩ ዝሽቅጡ መዳናገርቲ ዝኾኑ ባንዳታትን ኮራኹሮምን ወደባት ሀገርና ዓጽዮም ቅሳነት ዘለዎ ታሪኽ ክጉልበቡ እንተፈተኑ’ዉን ሉኣላዊነት ሀገርና ኣሕሊፎም ብፍታዎም ንጸላእቲ ሀገርና ኣሕሊፎም ስለዝሃቡ ታሪኽ ንሓዋሩ ብታርጋ ዑስብነት ከምዝግቦም እዩ። ናይ ወየነ ዱኹም ሕልናን ጉዑዙይን ቆራይ ታሪኹን ጥለመቱን እንትሓስብ በየንኡ ናይ ክሕደት ሽሙ ክጽዖ ከምዘለኒ ይገርመኒሞ ገበኑ ምዝርዛር አንትጅምር ሕልናዊ ዓብለቕለቕ (overwhelming) አብ አእሙሮይ ይስገደኒ።አብመደምደምታ፤አቲ ኩሉ“ዱኹምነቱ፤ጠላምነቱ፤ሓሶቱ፤ተንኮሉ፤ዑስብነቱን ተምበርካኺነቱን ……፦ ሓንቲ ሐረግ መሪጽና “ብጥልመት ዝጠልቀየ ወለዶ!” ኢልና ተሰመናዮ’ዉን ምስቲ ኹሉ ዘጥፋኦ ናይ ተጋሩን ካልኦት ኣሕዋትናን ህይወትን መናባብሮን፤ ምስቲ ኩሉ ገበናት ሰብአዊ ግህሰት፡ ብሓዊ ዝጠበሶም አረጋዊያንን ህፃዉንቲን እንትትመዝኖ “ብጥልመት ዝጠልቀየ ወለዶ” ኢሊካ ብቐሊሉ ብምግላጽ ክሕለፍ ዝካአል አይመስለንን። ትግራይ! ትግራይ! አንትብል ክሳብ እዝንኹም ዝዑኮኽ ሰሚዕኩሞ ትኾኑ። ኣሉላ! ኣሉላ! አንትብል ሰሚዕኩሞ ፀሚምኩም ትኾኑ።ክሳብ ዝገርመኩም ኢትዮጵያ! ኢትዮጵያ! እንትብል ሰሚዕኩሞ ኢኹም “ዝሓልየላ እንትመስል”። መልሓሱ ምስቲ ግብሩ ፈጺሙ “ዘይጋነ” መልቲ ሙኻኑ ካብቲ ደርዘን ጊዜታት ዝተጋላበጦ መልሓሱን ግበሩን ክትዕዘቡ ቀሊል እዩ። ትግራይ! ትግራይ! እንትብል ትግራይ አትባሃል ከባቢን ህዝብን ዘይነበረ፤ ባዕሉ ካብ “ጭቃ-ወየነ” ዝባሃል አድቦለቢሉ ጠፍጢፉ ዝሰርሓ እዩ ዝመስሎ።ክልቲኦም “በጋሚዶታይ” ሻዕቢያን፤ “ጭፍራ” ወየነን (ጋንግሰተራት -ወየነን) ዝፈጠሩወን “ሓዳሰ ኤርትራን፤ ሓዳስ ትግራይን” ብዓይንኹም ዝራኣኹሞ ፍሽለትን ሕሶትን ንክልቲኡ ህዝቢ ናበይን ናብ ከመይ ዝበለ ጉህሚ ሞትን ጸበባን ከምዝመርሑዎ ክሳብ ሕዚ ካብ ዓይንኹም ዘይተኸወለ ዝራኣይ ዘሎ ማስረጃና እዩ። ክልቲኦም ዝፈጠሩዎ ዘራጸሙና ኣሕዋትና አብ ባድመን ጾሮናን ዘወድኡዎም ንጎኒ ገዲፍና፡(አብ ሽመልባን ከባቢ ትግራይን ዘሎ መዑቆቢ ሱዱዳትን ምርአይ ሓሰዉቲ ሙኻኖም ማስረጃ እዩ። ተጋሩን ካልኦት ኢትጵያዊያዊያንን ክሳብ ፎቖዶ ሀገር ዓዕራብ ብሕጋዊ ባርነት እነዳሸጡዎም፤ ከምኡ’ዉን ናብ ስደት አብ ሊብያን አብ ሳሃራ ምድረበዳ ይሞቱን ይሳቐዩን ይስደዱን ከምዘለዉ፤ አብ ዝሓለፈ መደበይ አቕሪበዮ ከምዝነበርኩ ይዝከር)። “ጎበዝ አድሪ” ፎቖዶ ጣሻ ን17 ዓመት ዓሪዱ ብጥይት እንዳፋጸየ ሕዝቢ “አሸቢሩ” “ተይፈተና ንጉስና” ህዘቢ ርዒዱ ኢዱ ከምዝሀበ ዝፍለጥ ሐቂ ሙኻኑ ተአንዲድና ምሰቶም ዝሕስዉ ጭፈራታቶም ክንምጉቶም ብቑዕ መረዳእታታት አለዉና። ሃየ!! (አነ አለኹ ነወየን ክጣበቕ እየ፤ ወየነ ሰብኣዊነት አለዎ፤ ገበን የብሉን፤ጠላም አይኮነን) ዝብል ተማጓታይ አብዚ መድረኽ’ዚ ክዕድሞ ምሳይ ኮነ ምስካልኦት ክማጎት ይዳለዉ! ሃየ! እኒሄ ማይዳ አነሆ ፈረስ!።ወየነ ዝጠልቀየ ገበነኛ ስለዝኾነ መሸፈኒ ገበን ሳዓብቱ “ወግዒ ድፋዕ” ‘፤“ወግዒ ቅትለትን ብርሰትን” ብደርፊ “ላለይሞየ” ተሰንዩ “ብሓምባር በሎም’ንዶየ፤ ብሓምባር በሎም’ንዶየ” ጃህራ ሓላፍነትን ሰብአዊነትን ብስለትን ዘይተላበሰ ኣሻሓት ዘወደአ ዑዉር “ህጁም” ዕላል ዉግእ ከዕልሉ ተዘይኮይኖም “ብሰብአዊነት፤ ብሰናይ ግበሪ፤ ብዲሞክራሲአዊነቱ ብሀገራዊነቱ” ክጣበቑሉ ከምዘይኽእሉ ይፈልጡ’ዮም። ሰብ ይብድል፤ይገፍዕ፤ ናይ ንጹሃት ደም የፍስስ ከምዝነበረይገርፍ፤ የሳራጥይ ከምዝነበረ ይፈልጡ እዮም። አቲ ሕዚ ዝዋፈሮሉ ዘሎ ህጸጽ መሕብኢ ንፈልጦ ኢና። ነገራት ኣሸበሸብ ዝኹርኩሕ ኮይኑ ኣዱንያ ተጠለመቶም “ያኢ፡ ትግራይስ መሕቢቶም ንክትኮን ” “ሪፓብሊካዊት ትግራይ” ክምስረተለይ “ጉያ” “ወሸለ ልምዓት” ተታሒዙለይ ዝህንፈጾ ዘሎ “ስርቂን ገፈፈን” ንዕዘቦ ኣለና ኢና። እኒ “ወዲ’ፍተራሪ ነጋ” በቲ “ገጻብ ሕልንኡ” (በቲ ጎጣይ መንፈሱ) ንሕና ተዘይገዚእናያ ኢትዮጵያ እትባሃል ሀገር አይክትህሉን፤ ነናብ መንደርና ክንባታተን ኢና! ኢሉ ዝምድሮ ዘሎ መንፈስ፤ ካብቶም ቅድሚ ሕዚ ንትግራይን ንኢትዮጵያን ጠሊሞም ምስ ጣላይን ተዓሲቦም ሀገሮም ክትባታተተን ዝገበሩ፤ “ባንዳታት ተጋሩ” “መቐጸልታ ኢዩ” (2nd Episod) (ካልኣይ ወያነ) ዘይኮነስ ካልኣይ ክፋል - ባንዳነት እዮ)። ካብቶም ቀዳሞት መሳፍንቲ ትግራይ ገሊኦም ከምቶም ናይ ሎሚ “መኳንንቲ ካልኣይ ወያነ” ንዖዖም ተዘይኮይና በቲንናያ ንሙት ዝብሉ ባንዳታት ከምዝነበሩዋ ክትዝክሩ ይግባእ። “ መኳንንቲ ካልኣይ ወያነ” “ቤኒቶ ሙሶሎኑ” ዝገደፈሎም ካርታ “ግዝኣት-እምብራጦርያ” ደኒኖም፤ ኢድ ነሲኦም፤ንሴብሆ ኢሎም ተቐቢሎም፤ አብ ዓለም ቤት ፈርዲ ወሲዶም “ጭፈራ ወያነ” ተማጓታይን ጠበቓ ኤርትራዊያን ኮይኑ ወደባታትና ዘመንጠለና ምኽንያትን ተመሊሱ ድማ “ባድመን ኢሮብን ባዳን…..” ሂቡ ሕዚ አብገልታዕታዕ ህዝብና ዘእትዎ ዘሎ ስራሕቱ ኩሉ ስራሕ ባንዳታት ሙኻኑ ክትርድኡዎ አለኩም። ገሌኹም ምሰቲ ዘሎ ምድንጋራት ሳሕቢ ከባቢያዊ ጎጣይነትን “ሆሆ” ዘይክትርድኡኒ ትኽእሉ፤ ዳሓር ግን ወየነ’ዉን ከምቶም ካልኦት ብጥልመት ምስተፈረደሉ፤ ምስ እዚ ጽሑፈይ እዚ ከምትዝክሩኒን “ሓቅኻ” ከምትብሉ አይጣራጠርን! እዚ ክድዓት እዚ እንትፍጸም ፡ ከም ፎኪስ ገይረካ ምርኣይ “ያዕ” ዘይምባል ገበን እዩ። “ነዊቱን” “ዱጉሩን” ጥለመትን ምድንጋርን ከም መጋርያ ግይሩ ብሕልናዊ ባህረታት አሳራራሓ እምነት መሳፍንቲ ዝዉነን “ጭፍራ ካልኣይ ወያነ ትግራይ” እኒ ስብሓት፤ እኒ መለስ፤ እኒ ስዩም እኒ……እኒ….ዘመሳሰሉ ማሳፍንቲ ትግራይ ነቲ ህዝቢን ነታ ሀገርን ብጎይታን ብጊላን ብብረት ኣሸቢሮም ይገዝኡዋ ከምዘለዉ ንፈልጥ።መሳፍንቲ ካልኣይ ወየነ ዝብሉና ዘለዉ መፋራሪሒ ፈኸራ “ንኢትዮጵያ ምዉናን ተዘይቀጺልና ክንብትና ኢና! ዝብል ፈኸራ ናይ ወለዶም ናይቶም ዝራኣናዮም አብ ትግራይና ዝነበሩ ባንዳታት መሳፍንቲ መቐጸልታ ባህረታቶም ሙኻኑ ንድሕሪት ተመሊስና ንስልጣንን ብዓመፅ ንዝእከብ ጥሪትን ክብሉ ንሀገሮም ዝጠለሙ ፤ምስ ጸላእቲ ዘሻረዉ ታሪኽ ብጥለመት ዘጠልቀዮም እኒመን ክምዝነበሩና ንድሕሪት ሃሰስ ምባል ኣድላይ ይመስለኒ። አነሆ፦ ወያነ፤ ትግራይ ንተጋሩን ብተጋሩን ጥራሕ እንትብል፤ አንጻር አምሓራነት አንዳጨረሐ፤ ን ሓረስታይ ትገራኢ ድከቱ አስቲዮም ናብ ሀሞኹሽቲ ህይወት ዝልዉጥዎ ዝነበሩ ሰብ ጉልቲ ዝነበሩ መኳንነቲ ትገራይ ገበኖም ሸፊኑ ጥራሕ ናብ አምሓራ ክጥምት ምግባሩ ንስልጣን ምንሕናሕ ዝገብሩዎ ዝነበሩ ናይቶም ቀዳሞት መኳንንቲ ትግራይ “መንየ አነ!!” ዝብል ጉለታዊ ባህረ ዑቡይነት ሎሚ ወያነ ክምመስመር ዝቃለሰሉ ዘሎ በሙዃኑ ልቢ በሉ። “ሽዋ”ን፡“ሸዋዉያን ተጋሩን” እንትብል “ብዘይካ” መራሕቲ “ካልኣይ ወየነ’ “ካሊእ ትግራዋይ” ኮነ “ኢትዮጵያዊ” ብዛዕባ “ትግራይ” ክዉክል ክዝቲ፤ክመርሕ ከስተንትን ሓላፍነትን መሰልን ከምዘይብሉ ይምድር (ቶም ናቱ ጭፍራታት ግን ፎቖዶ ክፍላተሃገራት መዲቡ ከምዝመርሑ ገይሩ እዩ) ። ከምታ ሎሚ መሳፍንቲ ወያነ ከባቢ ትግራይ ወናናይ ፤ገባሪ ሓዳጊ፤ አነ እየ! ዝብለና ዘለና ዘሎ ፡ እቶም መስፍናዊነት ዓኽሊል ደፊኦም፡ ካሊእ ክሽወም የብሉን ተዘይኮይኑ ግና ትግራይ አፍሪሰ ምስ ጸላእቲ ክስለፍ እየ ዝብሉ ዝነበሩ አኒ ደጃች ደበብ አርኣያ፤ አኒ ደጃች ሃይለስላሰ ጉግሳ፤ አቡነ አብራሃም፤ ራዕሲ ስሑል ሚካኤል (notorious power hunger individual) ተባሂሎም ዝፍለጡ፤ በ1761 እንደራሴ ዝብል ዉክልና ሽመት ንዝሸሙዎም አፄ ኢዮኣስ (ጎንደር) “ብሻሽ ክሕነቑ” ገይሮም (ኩዴታ) 70 ዓመት እታ ሀገር ብትንትን ብዝበለ ምምሕዳር ክትኣቱ ገፊሕ በሪ ዝኸፈቱ ፤ከምኡዉን እኒ አፄ የሐንስ ዋለ’ኳ ሀገራዊን ሐርበኛነቶም ዝናኣድን ዝኽበርን እነተኾነ’ዉን ሀገረዊ ጥልመት’ዉን ፈጺሞም እዮም (ንአፄ ቴድሮስ ከዉግዱዝተጠቐሙሉ ስልቲ ምስ እንግሊዝ ምስ ጀኔራል ናፔር ተማሳጢሮም 12 መድፍዕ 900 ሰናድርን ሽጓጉጢን ጠያይቲን ተረኪቦም ነቲ ምስ ጸላኢ ባዕዳዊ ዝኾነ ክወርር ዝመጸ ሠራዊት እንግሊዝ ዝገበሩዎ ምሕዝነትን፤ልግስናን ዘርኣይዎ ንሀገሮም ንህዝቦምን ጥልመት “ሕንዳ” (ፌቨር) ንዝተኸፈሎም (ባዕሎም ዝሐተቱዎ) ኣጽዋር ዉግእ፤ ንሰራዊቶም ዘሰልጥኑሎም እንግሊዛዊያን እኒ ከርካሃምን እኒ ልዊ ዝባሃሉ መሰልጠንቲ ተቐቢሎም እዮም። አፄ ዮሐንስ ነቲ ዕስለ ሰራዊት እንግሊዝ በሪ ጋሕጊሖም ከፊቶም ካብ ሰንዓፈ ብዓጋመ አዉራጃ ብእንደርታ ሕንጣሎ (ሜስ አፍሲሶም ፤አማኣት ኣላሕም ሓሪዶም ዳስን ኬንዳን ዘርጊሖም አጽሊሎም አንጊዶም) ክሳብ ወሎ ሣንሣራ ዝበሃል፤ ምስ ናይ ላሰታ ሽሟሙንቲ ተማሳጢሮም መግቢ፤ መራሒ መንገዲ፤ ሰለይቲ መዲቦም ንሐድነት ዝተቓለሱ ከምኦም ንዝበሉ ንጉስ አቲዮጵያዊ ተጋሂሶም(አፄ ቴድሮስ)፤ ባዓልቲ እንዳኦም ፤ ወዶም ፤ንብረትን ጥሪትን ጥንታዊ አቑሑትን ታቦትን ብእንግሊዝ ክግፈፍ ክባሳበስ ገበን ፈጸሞም እዮም( እዚ ገበን አዚ፦አብ ወፍሪ ቅድሚ ምስ ድርቡሽ ምግጣሞም እግሪ መንገዶም አብ ልዕሊ ህዝቢ ጎጃም ዝፈፀሙዎ ባዕሎም ብጽሑፍ ዝአመኑሉ ግፍዒ ገበኖም ንጎኒ ገዲፍና ማለተይ እየ)። ሓደ በሉ! ብጥለመት ዝጠልቀየ ደቂ መሳፍንቲ ዝመርሕዎን ዝዉንንዎን እኒ ወዲ ፍተራሪ ነጋን ወዲ አቶ ዜናዊ አስረስን፤ ኣምባየን ኮራኹሮምን ዝደገዩሑዎ ዘለዉ ጉልታዊ ሕልና፤ካብቶም ቀደምቶም ዝነበሩ “መሳፍንቲ ትግራይ” ዝተፈለዩ አይኮኑን። ኩላትና ንፋለጥ ኢና ፤ተጋሩ ኢና፤ ታሪኽ አይካሓድን።ብዋጭዋጭ ገበን ባንዳታት መሳፍንቲ ተጋሩ ክትሽፍኑ ምጽዓር ቁልዕነት እዩ። ናይ ቀደም መዋእል ታሪኽ ባንዳታት ንጎኒ ገዲፍና ናይ ቀረባ መዋእልና፤ ምስ ናይ ወራር ታሪኽ ጥልያንን ታሪኽ መሳፍንቲ ትግራይ ዘርኣይዎ ስራሕቲ ባንዳ ከዘክረኩም’ ሞ ክሳናበተኩም። ደጃች ደበብ ኣርኣያ ወዲ ራዕሲ ኣርኣያ ድምጹ እዮም።ደበብ ንአፄ ዮሐንስ ወዲ ኣኮኦም አዮም (“ስላስ” ወላዲት ዮሐንስ ሐፍቲ አርአያ ድመጹን እየን፡ አርአያ አኮኦም ንዮሐንስ አዮም ማለት እዩ)።ደበብ ናይ ሥጋ ቅርበት ዉራይ አይሃበሉዎን። እታ ሕለሞም ስልጣን እያ ነይራ። ከምቲ ካልኣይ ወያነ ንሀገሩ ንኢትየጵያን ንህዘቢ ትግራይን ጠሊሙ ምስ ጸላእቲ ተሰሊፉ ንኢትዮጵያዊያን ወጊኡ ቀቲሉ፤ማሪኹ ገፊዑ “ንኤርትራዊያን አዳሊዉ” ወደባት ንጸላኢና ንሻዕቢያ ዘበርከተ፤ --ደጃች ደበብ’ዉን ጥልያን ገና አብ ማሳዋ እንትቕልቀል ኣትሒዞም ብዑሱበነት ተዓሲቦም ንጥልያን ጎቲቶም ኣምጺኦም፤ አጼ ዮሐንስ ንመተማ ምስተዋፈሩ ንኣሉላ ረፊቶም (ገበን!!) ንኤርትራ ከማሓድሩ ዝሸሙዎም ንደጃች ሃይለስላሰ (ራዕሲ አሉላ ጓል ደጃች ሃለስላሰ ተመርዒዮም እዮም) ቀቲሎም ጥልያን ሰተት ኢሉ ከመጽእ ዓብይ ገበን ዝፈጸሙ እዮም። አዚ ኹሉ ዝገበሩሉ ምኽንያት ጥልያን ሽመት ንትግራይ ክህበካ እየ አንተዳኣ ሐጊዝካና ስለዝበሎምን፤ ሽመት ንዓይ እዩ ዝግባእ እመበር ንማንም አይግባእን! ተዘይኮነ ግና ሀገር ትበተን፤ ትብረስ፤ ሒዘያ ገደል ንእቶ ኢሎም አብ ጥልመት ተኣሊኾም። ደጀች ሃይለስላሰ ጉግሳ’ዉን ምንሊክ ምስሞቱ ራስ ተፈሪ (ቀዳማዊ ሃይለስላሴ) ዙፋን ምስሓዙ፤ መሳፍንቲ ትግራይ ስልጣን ከይጻብኡዎም ኢሎም፤ምምሕዳር ምብራቕን፤ምፅዳቕን ኢሎም አብክልተ ዞባ ንትግራይ ከፊሎም ፡ንራዕሲ ሥዩምን፤ ንሃይለስላሰ ጉግሳን ክገዝኡዋ ሸይሞም ጓሎም እዉን ንጉግሳ አመርዒዮም። ብከምዚ አንትቕጽል፤ ሃይለስላሰ ጉግሳ ሽመት ንበይነይ እየ ዝሕዝ ኢሎም ንሀገሮም ጠሊሞም ምስ ጥልያን ወጊኖም 30,000 ወታደር ክህበካ እየ። ንትግራይ መጻኢኻ ዉረራ ኢሎም ኢዶም ንጥልያን ሂቦም፤ እቲ ምስጢራት ኩሉ፤ ብዝሒ ወታደራት ሀገሮም ክንደይ ከምዘሓዘን በበይን አበየናይን ክመዝዓረደን ንጸላኢ ሓቢሮም፤ ኣቃሊዖም ተፏሒኹ ካብ ኤርትራ ንትግራይ ኣትዩ። ብርሰት ኣዉሪዱ። ዋላ ወሪሩናወ’ን ባሕርና ካብ ምጥቃም አይተኸልከልናን ነይርና። ታሪኽ ዝመዝገቦ “ብጥልመት ዝጠልቀየ ወያነ ትግራይ” ግና ብዉግእ አሰኲኑ እንዳሃለወ ከምተስኮነ ኮይኑ ሉአላዊነት ሀገርና አግሂስዎ (ኮነ ኢሉ!!)። ናይ ጊዜ ጉዳይ እመበር ከምቶም ዝዓረቡ ናብ መዕረቢኡ ምዕራቡ ዘይተርፍ እዩ። አዚ ኩሉ ገበን ብሄራዊ ወንጀል አነትፍጽም ዘንጨብጨቡ ፤እቶም ምስኡ ከም ሜዳቑ ዘኹረምብጡ ዘለዉ’ዉን ብገበኖም ሓፊሮም ምንሳሖም ዘይተርፍ እዩ። ታሪኽ ዝመዝገቦ ክንሓኮ አይካኣለናን! ጌታቸዉ ረዳ ሳን ሆዘ ካሊፎርንያ ጉንበት 2000ዓ.ም