ትዕቢት “ሃገረ ቤጃዊያን ተጋሩ” አደብ ንክገብሩ ንዕድም!
ጌታቸው ረዳ -
Ethiopian Semay
8/6/25
እዚ ነቐፌታ እዚ ነቶም ግዕዛዊ ኢትዮጰያዊ ባሕረ ተላቢሶም ንሓድነት ኢትዮጵያን ፤ ስንየት ምስ አሕዋትና ህዝቢ አምሐራ ክሕደስ ዝጽዕሩ ዘለው ካብ ናይ እቶም “ቤጃዊያን ጓሶት” ባህረ ዝራሓቁ ፤ ኣንጻር ምስረታ “ሃገረ ቤጃዊያን ትግራይ” ዝቃለሱን ኣብ ሃገርናን አብዚ ኣብ ወጻእ ዘለው “ግዕዛዊ ኢትዮጵያዊያን ተጋሩ” አይምልከትን።
እዚ ዝምልከት ንስኻ አምሐራ፤ ንስኻ አገው ንስኻ ኩናማ..እንታይዶ በይዶ እንዳበሉ መንነትና ውሃብትን ከላዕትን ንዝኾኑ ደቂ ሙሶሎኒን ብኢደ ወነኖም “ጽሩያት -ተጋሩ” ኢና ኢሎም ኣብ ጥራሕ ማዓኮሮም ዝጫድሩ “ንዘርኢ ሓባብን ዓለየት ሐለንጋን ዘናፊጅን ንዝኾኑ ቤጃውያን ተጋሩ” ጥራሕ እዩ ዝምልከት።
እዚ “ጉጅለ ጓሶት” ሎሚ አብ ሃገርናን ጥንቲ አብ አኽሱምን ዘውረዶ ዕንወት ከሳብ ሎሚ ብግቡእ አይተፈተሸን- ጽንዓት የድልዮ። መጽናዕቲ ስለዘይተገበረ እውን ምስቶም ዝደርፉሎም ማሃይማት “ዋጦት” ሻዲኖም ንርእዮም ኣለና።
ማሓዛይ ዶ/ር አረጋዊ መብረ
(ካብ ማሕበረኮም ግዕዝ) እዞም ጓሶት ብደምቢ ኣየጽናዕናዮምን! ስለ ምንታይ እዚ ኹሉ ሃገራዊ ብርሰት አውሪደሙልና? እሰከ መልሲ ሃቡኒ? እንትብል፤ ዝናኣድን ኩሉ ጊዜ ዝሓስቦ ሕቶ እዩ ሓቲቱ። ሕቶና ክቕጽል
ኣለዎ። ስለ ምንታይ ሃገርና ኢትዮጵያ ባሕራ ንክትምንጠል ገይሮም? ስለ ምንታይ ኢትዮጵያ በ ቋንቋ ንክትማሓደርን 44 ባንድራታት
ክህልው ገይሮም? ስለምንታይ ሃገራዊ ሰንደቅ ምልክትና ብሰየጣናዊ ኮኾብ ተጸይቓ? ስለ ምንታይ ተዋሀዶ ሃይማኖትን አምሐርኛን ከጠፍእ
ሰሪሖም? ሰለምንታይ አብ ህዝቢ አምሐራ ምሒር ጽልኣት አሕዲሮም? ስለምንታይ ምስ ህዝቢ አምሐራን ህዝቢ አሮብን ዝተዳቐሉ አፄ ዮሐንስ
ስለምንታይ ዘርኢ ስባጋዲስን ራዕሲ መንገሻን ብሕማቕ የልዕሉዎም? ስለምንታይ እኒ ራስ ውቤ ተጋሩ እንዳሃለው (ከምቲ ዶ/ገብረየሱስ
ዝነገረና) “አምሐራይ” ኢለሞ? ስለምንታይ ዘርአ ያዕቆብ ወላዲቱ
ትግራወይቲ እንዳሃለወት አምሐራ ኢለሞ? ስለምንታይ መራሒኦም ንዝነበረ ንገብሩ አስራት ከምቶም “ዓልየት ቤጃ መራሕቶም” ክብሪን
ናዕዳን ዘይሃቡዎ? ነዞም ኩሎም ክቡራትን ነገሥታትን መንነቶም ገሲሶም ተጋሩነቶም መንጢሎም ክንርኢ ከለና ከማይ ንዝበለ ሓደ ዜጋ
“ኢትዮጰያዊ ትግራዋይን” ንከማይ ዝበሉ አሕዋትን አሓትን ተጋሩ “አምሐሩ
ኢኹም/ሽዋዊያን ተጋሩ ኢኹም፤ ዝተዳቐልኩም ኢኹም ክበሉና ከለው፤ ድሕሪ ምጽማም መልሲ ክንህቦም ተገዲድና አለና።
እዞም “ዓልየት ቤጃ ተጋሩ” ኣብ ናይ ሐዚ ውግእ ካብ ኢትዮጰያዊያን ሱዳናዊያን እዮም አሕዋትና እንትብሉ ሰሚዕናዮም ኢና፡ እታ ሓቂ ከይፈለጥና “ደቂ ቤጃ ደቂ ሓልንጊ/ ሓለንጋ/ ደቂ ሐባብ ዛናፊጅ ሚኻኖም ነጊሮሙና እዮም። በቃ! ካብኡ ሰጊሩ “ብራኸ -ሾው” ኣብዝባሃል “ጋንታ ቤጃዊት” ኣብ እተዳልዎ መድረኽ ቀሪቡ ፤ ካብ ኢትዮጵያ ትቐረበኒ በመባል ዝምድና “ምስራዊያን በደዊ- ቤጃን ምስቲ “ቤጃዊ ትግራዋይነቱ” ዝምድና ከምዘለዎ ስለዝፈልጥ እዩ።
ናብቲ ሐቶ ንመለስ፡
ትግራይን አብ ኢትዮጰያን ውግን ዕንወትን መከራን ኣስዒቦም እዮም። ገሌና ንነዊሕ ዓመታት ዝፍጽምዎ ቅትለትን ዓሌታዊ መጥቃዕትን ሃገራዊ ብርሰትን ካብ “ብልሽዊ ፖለቲካኦም” ጥራሕ ገይርና ንትንትኖ ነይርና፡ ሕዚ ግን ክርእዮ ከለኹ ካብ ጥንቲ በደም (በጀነቲክ) ዝተስሐበ “ዓመጸኛ ዓልየት” ከምዘሎ ክአምን ጀምረ’ለኹ።
ሎሚ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ስነ-ኣእምሮ እዞም ዑዋሉ ንብዙሕ ዓመታት ዝገበርናዮ ቃለሲ everlasting weeping punishment ኣንቢርና ከምዘለና ትርእይዎ ዘለኹም ናብ ትግራይ ተአኪቦም ዓሪዶም፤ ውግእ ከፊቶም ገሊኦም ተማሪኾም ኣብ ስሪኦም “ቆሺሾም” (ርሒሶም) ገሊኦም ከም ጠበቕ ተረሺኖም አብ ኮውሒ ተጣቢቖም ተረኺቦም።ካብዚ የድሕንኩም!
ሎሚ ግን ናብቲ ዓመጸኛ ዝገበሮም ጀነቲክ (ቤጃዊ/Beja ዘረመል) ባሕረታቶም ንምፍታሽን ምእንታን እውን ክዕገሱ ከምዚ ዓይነት ግብረ መልሲ ንምሃብ አገዲደሙና እዮም።
እዚ መርትዖ (ናይ evoke a responses) ካብቶም እዞም ኣብ ትግራይ ዘለዉ “ዘርኢ ቤጃዊያን ተጋሩ” (ገሊኦም “ቲፒካል” ዘርኢ “ሐለንጋ/ሓለንጊ/” እውን አለው) ፤ ወለዶም ከምቲ ታሪኽ ዝነግረና ፤ መረብ ተሳጊሮም ናብ ኣኽሱምን ዓደዋን አትዮም “መሬት ግዕዝ” ምስ ወረሩ “ትግረ/ትግራይ” ኢሎም ተኪኦምዎ። ንሕና፡ ሕዚ'ውን ነዞም ኣብ ትግራይ ኮነ ኣብ “ዲያስፖራ” ዘለዉ ዳናቑር “በጃዛይድ” ባእታታት ኣፎም ክዕዘቡን ክድርቱን ክንምዕዶም ንፈቱ። እንተዘይኮይኑ ክሳብ ሡሮም ከንቀጥቅጦም ዝኽእል ካልእ ታሪኻዊ መርትዖ ዝርዝር ክመጽእ'ዩ።
ብሓቂ ንነዊሕ ዓመታት ተጻዊርናዮም - መሬት ዓድና ከይንረግጽ፤ ተቖጻጺሮም ስለ ዝነበሩ ንብዙሕ ዓመታት ንስድራቤትና ክንበጽሕ እኳ ኣይካኣልናን ። እዞም ኖማዲክ ፓስቶራሊስት “ጓሶት” ሃገርና ን27 ዓመት ወሪሮማ ከለው ዝተዓጠቁዎ ዕጥቂታት ሒዞም ናብ ትግራይ ምስ ሃደሙ ከም አባ.... አባ...፣ ኣባ.... ሓጎታቶም
(ከምቲ አመሎም) ኣብ መላእ መሬት ትግራይ ምቕታል፣ ምዝማት፣ ምዕማጽ፣ወርቂ ምግፋፍ፤ ጸሊም ዕዳጋ ምክያድ፤ ናተና ጸሩይ በጃዊ (ትግራዋይ) ድዩ ወይስ አምሐራ እንዳበሉ ሰብ ከሳራጥዩ ኦርቶዶክሳዊ ክርስትና ምጥፋእ ጀመሩ። ይኣክል ይኣክል! ኢልናዮም ኣይሰምዑናን።
ከምቲ ንብዙሕ ዓመታት ዝገበርናዮ ምጽዋር ክንጻወሮም ደጊም ኣይንኽእልን ኢና። እሞ ከምቲ ኣብ ልዕሊ ስልጣነ ኣኽሱም ግዕዝ ዝገበርዎ ወራርን ብረሰትን፤ ሎሚ ደማ ብናይ ወለዶም ጀነቲክ ጽላዋ ተሳሒቦም “ባሕሪ ኢትዮጵያ”
ነቶም ቀደመን ሎሚን ዝሕሽከሩዎም ጎቶቶም ዓዕራብ ሂቦም። ቀጺሎም ሃገረ ቤጃዊያን ትግራይ ክንምስርት ኢና ኢሎም። “ሉዓላዊ ግሕሰትን” “ጸረ-ሓድነትን”
ዝገብሩዎ ዘለው ምቁንጻብ ደው ከብሉን ካብ’ቲ መብረሳይ ሕዝብን ሃገርን ዝኾነ “ፓለቲካ-ጓሶት” ሕዝቢ ትግራይ ካብኡ ተዘይተኣልዩ
፤ መከራን ሓሳርን ደው አይብልን።
ወዳሓንኩም!

No comments:
Post a Comment